Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ፋብሪካ ዘይቲ ፌቢላ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መዓልቲ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ከፍሪ ዝኽእል ፋብሪካ ዘይቲ ፌቢላ መሪቖም። 60 ሚኢታዊ ቀረብ ዘይቲ ብልዒ እዛ ሃገር ናይ ምሽፋን ዓቕሚ ከምዘለዎ ዝተነገረሉ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ኩባኒያ…

ኣብ ትግራይ 1 ነጥቢ 7 ሚሊዮን ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ረኺቦም – ሚኒስትር ሙፈሪያት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ 1 ነጥቢ 7 ሚሊዮን ዜጋታት ሰብኣዊ ደገፍ ረኺቦም ክብላ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። ኣብቲ ክልል 800 ሺሕ ዜጋታት ደገፍ ሃናፂ ምግቢ ከምዘድሊዮም እውን ተዛሪበን። ብሚኒስትር ሰላም ሙፈሪያት ካሚልን ዋና…

ብሚኒስቴር ሰላም ዝተመርሐ ጉጅለ እኡኽ ኣብ ትግራይ ምክፍፋል ሰብኣዊ ሓገዝ ዘለዎ ኩነታት ንምዕዛብ መቐለ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሰላም ሙፋሪያት ካሚልን ብዋና ድይረክተር ፕርግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ብስሊ ዝተመርሐ ጉጅለ እኡኽ ኣብ ትግራይ ምክፍፋል ሰብኣዊ ሓገዝ ዘለዎ ኩነታት ንምዕዛብ መቐለ ኣቲዮም። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ትግራይ ኣብዝህልዎም…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ መበል 34 ጉባኤ መራሕቲኢ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 34 ጉባኤ መራሕቲኢ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ብኢንተርኔት ኣቢሉ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ መራሕቲኢ ሕብረት ኣፍሪካን ርእሳነ ብሄራትን ኢዮም ዝሳተፉ ዘለዉ። እቲ…

ሩስያ ዲፕሎማሰኛታት ሰለስተ ሃገራት ኣውሮፓ ኣባሪራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩስያ ዲፕሎማሰኛታት ሰለስተ ሃገራት ኣውሮፓ ኣባሪራ። እታ ሃገር ኣብ ፈለማ ናይዚ ሰሙን ንኣሌክሲ ናቫልኒ ብምድጋፍ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ከም እተሳተፉ ዝገለፀቶም ዲፕሎማሰኛታት ጀርመን፣ ስዊድንን ፖላንድን ኢያ ኣባሪራ። ሚኒስቴር ጉዳያት…

336 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)336 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና …

ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሌክስ ሺሴኬዲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ነቶም ፕሬዚዳንት ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቶም ፕሬዚዳንት…

መድረኽ ዘተ ምሁራን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ሰላምን ሜትሮ ፖሊታን ዩኒቨርሲቲ ኮተቤ ዘዳለውዎ መድረኽ ዘተ ምሁራን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ልእላውነታን ረብሓኣን ዝተረጋገፀን ዝተኸበረን ሃገር ኣብ ከይዲ ምህናፅ ግደ ምሁራንን ብሄራዊን ድሕንነትን ኢትዮጵያ ንምኽባር ብታሪክ…

ዝተፈላለያ ዩንቨርስቲታት ተምሃረአን ኣመሪቐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩንቨርስቲ ወላይታ ሶዶ፣ ሚዛን ቴፒ፣ ወልዲያ፣ ደባርቅ ባህር ዳ በዝተፈላለዩ መርሃ ገበርታት ዘሰልጠነኦም ተምሃሮአን ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቐን። ዩንቨርስቲ ሚዛን ቴፒ ለዕሊ 2 ሺሕ፣ ወላይታ ሶዶ 5 ሺሕን 310 ተምሃሮ ኣመሪቐን። ዩኒቨርሲቲ…

ስሕተት እቲ ጁንታ ኣብ ታሪኽ ንከይድገም ተጋድሎ ምኽባር ሕጊ  ሰራዊትና  በቢ እዋኑ ንህዝቢ ክቐርብ ይግባእ – ሜ/ጀነራል መሓመድ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስሕተት እቲ ጁንታ ኣብ ታሪኽ ንከይድገም ተጋድሎ ምኽባር ሕጊ  ሰራዊትና  በቢ እዋኑ ንህዝቢ ክቐርብ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ምክልኻል ሃገር ኢትዮጵያ ሜጀር ጀነራል መሓመድ ተሰማ ገሊፆም። ሜጀር ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ብትካል ፕረስ…