ብልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ወፃኢ ዝህነፅ ፕሮጀክት መገዲ ዱራሜ – ዳንቦያ – ኣንጋጫ – ኣመቾ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ ዱራሜ - ዳንቦያ - ኣንጋጫ - ኣመቾ ዋቶ ሃላባ ብዕሊ ተጀመሩ፡፡
ብብርኪ ኮንክሪት ኣስፋልት ዝህነፅ እቲ ፕሮጀክት መገዲ፥ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓማውቲ ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ፡፡
ንህንፀት እቲ መገዲ ብር 1 ቢሊየን 980…