ኣብ ክልል ትግራይ ብኽፋል ይኹ ሙሉእ ብሙሉእ ኣገልግሎት መሃብ ኣቋሪፆም ዝነበሩ ትካላት ጥዕና ኣገልግሎት መሃብ ይጅምሩ ኣለዉ – ዶክተር ሊያ ታደሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብኽፋል ይኹ ሙሉእ ብሙሉእ ኣገልግሎት መሃብ ኣቋሪፆም ዝነበሩ ትካላት ጥዕና ኣገልግሎት ናብ መሃብ እናተመለሱ ምዃኖም ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን።
እተን ትካላት ጥዕና ናብ ኣገልግሎት ንምምላስ ሚኒስቴር ጥዕናን ቢሮ…