ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሔራዊ መድረኽ ዘተ ዓውዲ ኣገልግሎት መንግስቲ ተኮር ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላምን ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስን ብሓባር ብምዃን ዘዳለውዎ ብሔራዊ መድረኽ ዘተ ዓውዲ ኣገልግሎት መንግስቲ ተኮር ይሳለጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ መድረኽ፥ ኣብ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ዝረኣዩ ፀገማት ነቒስካ ብምውፃእ ኣተኣማማኒን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ሓዱሽ ዓመት ቻይና ኣመልኪቶም ነህዝብን መንግስቲን እታ ሃገር መልእኽቲ “እንኳዕ ኣብፀሐኩም” ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ቻይና ኣመልኪቶም ነህዝብን መንግስቲን እታ ሃገር መልእኽቲ “እንኳዕ ኣብፀሐኩም” ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ቲዊተር ገፅ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በረኻን ልዑል ሕፅረት ማይን ዘለዎም ከባቢታት ምልማዕ ዘኽእሉ ቴክኖሎጂታት ናብ ውሽጢ ዓዲ ክኣትዉ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በረኻን ልዑል ሕፅረት ማይን ዘለዎም ከባቢታት ምልማዕ ዘኽእሉ ቴክኖሎጂታት ናብ ውሽጢ ዓዲ ናይ ምእታው ከይዲ ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝጅምር ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣሕመዲን…
ቴክኖሎጂ ካናል ፕላስ ቻናል ሳተላይት ቴሌቪዥን ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ክዋፈር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካናል ፕላስ ቻናል ሳተላይት ቴሌቪዥን ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝተፈላለዩ ቻናላት ቴሌቪዥን ንተረባሕቲ ኣገልግሎት ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ቀረባ እዋን ምስ ኢዩቴልሳት ሰነድ ስምምዕነት ዝኸተመ እንትኸውን፥ ፈነውኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምንጋስ ዴሞክራሲ ቀዳማይ ኣጀንድኡ ከምዝኾነ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ ወፃኢን ጉዳያት ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ክፍሊ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዩ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ዴሞክራሲ ምንጋስ ቀዳማይ ኣጀንድኡ ከምዝኾነ ገሊፁ። እቲ ፓርላማ ዴሞክራሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ብምድሃብ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ውሕመን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ብምድሃብ ምስ ዳይሬክተር ኦፕሬሽን ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ማእኸላይ ፍሉይ ኣማኻሪ ምጥፋእ ዘርኢ ውሕመን ብውልቀ ዘተ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 613 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 740 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 643 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 144 ሺሕን 862…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኡላማታት ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ አበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍቢሲ) ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኡላማታት ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተዛቲየን። ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ካብቲ ቤት ምኽሪ ብመሰረት ዝቐረበ ሕቶ ኢየን እቲ ዘተ ኣካየደን ተባሂሉ። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ዝተጀመሩ ተግባራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ ምርጫ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ከይዲ ምርጫ ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍቢሲ) ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ፣ ኩሎም ኣመራርሓ ቦርድን መራኸብቲ ሓፋሽን ኣብ ዝተረኸብሉ ከይዲ ምርጫ ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። እቲ መድረኽ፥ ኣካቢት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝኾና ዶክተር ራሄል ባፌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሶማሊያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሶማሊያ ጄምስ ስዋን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ጉዳይ እቲ ዞባ ኣመልኪቶም ሓበሬታ ዝተለዋወጡ እንትኾኑ፥…