ኣብ ትግራይ ዘሎ ጭቡጥ ሓቂ እናዛብዑ ዘቕርቡ ገፅታ ኢትዮጵያ ንምብልሻው ናይ ዝደሊዩ ኣካላት ከንቱ ባህጊ ኢዩ-ቀዋሚ መልእኽተኛ ፌዴሪኢ ኣብ ውሕመ ጄኔቫ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ጭቡጥ ሓቂ እናዛብዑ ዘቕርቡ ገፅታ ኢትዮጵያ ንምብልሻው ዝደሊዩ ኣካላት ከንቱ ባህጊ ከምዝኾነ ቀዋሚ መልእኽተኛ ፌዴሪኢ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ጄኔቫ ኣፍሊጡ።
በቲ ጉዳይ ሚዲያን ዓለም ለኸ ማሕበረሰብን ብሓሶት…