Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ መቐመጢኦም ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝኾኑ ዓለም ለኸ ሚዲያታት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ መቐመጢኦም ኣብ ደቡብ ሱዳን ንዝኾኑ 16 ዓለም ለኸን ናይ ውሽጢ ዓዲን  ሚዲያታት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ መብርሂ ሂቦም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ሱዳን ብዛዕባ ዘሎ ውጥጥ ዶብ…

ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ኩሉ ከባቢታት ንክባፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ኩሉ ከባቢታት ንክባፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣይተ ኤልያስ ሽኩር፥ ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ንምዕባለ ኣእምሮ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም። ስለዝኾነ ሚዛናዊ…

ሩስያ  ምስ ኣውሮፓ ሕብረት ዘለዋ ዝምድና ክትበትኽ ከም እትኽእል ኣጠንቂቓ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩስያ  ምስ ኣውሮፓ ሕብረት ዘለዋ ዝምድና ክትበትኽ ከም እትኽእል ኣጠንቂቓ። ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ሩስያ ሰርጌ ላቭሮቭ፥ ኣውሮፓ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያ እገዳ እንተኣንቢሩ ሃገሮም ምስቲ ሕብረት ዘለዋ ዝምድና ክትበትኮ ከም እትኽእል ኢዮም…

እዋን ምዝገባ ሕፁያት ዝተናወሐለን ክልላት ብዝምልከት ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) እዋን ምዝገባ ሕፁያት ዝተናወሐለን ክልላት ብዝምልከት ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መግለፂ ሂቡ ብመሰረት እዚ፥ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር፣ ኣማራ፣  ሲዳማ፣ ደቡብ ብ/ብ/ሕዝብታትን፣ ሶማሌ ካብ 05 ክሳብ 14 ለካቲት 2013 ዓ.ም ንምዝገባ…

ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ከሰልጥኖም ዝፀንሐ ልዕሊ 2 ሺሕን 500 ተምሃርኡ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ዓዲግራት፣ ጅማ፣ ቀብሪ ደሀር ፣ ወለጋ ፣ ኣርሲን ኮተቤ ሜትሮፖሊታን ዩኒቨርሲቲን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ከሰልጥነኦም ዝፀንሓ ተምሃሮአን ኣመሪቐን። ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ከሰልጥነኦም ዝፀንሐ ልዕሊ…

ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ መበል 15 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ሰራዊታ ንተልእኾ ዓለም ለኸ ምዕቃብ ሰላም ምውፋራ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ሚኒስቴር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ መበል 15 ሞተራይዝድ ሻለቃ ዓቃቢ ሰላም ኣመሪቑ። ኣብ ወፍሪ ምኽባርን…

ኣብ ትግራት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢን ምግቢ ተንከፍን ዘይኮኑ ናውቲታት ምክፍፋይ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት 6 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢን ምግቢ ተንከፍን ዘይኮኑ ናውቲታት ምክፍፋይ ይቕፅል ኣሎ። ክሳብ ሐዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታትን ኣብ ዝርከቡ 92 ጣቢያታት መከፋፈሊ ይከፋፈል ከምዘሎ ድማ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ብተመሳሳሊ እቲ ደገፍ ኣብ…

ውሕመን ኣሜሪካን ኣብ ትግራይ ንዝግበር ምትካል እግሪን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍን ምስ መንግስቲ ሓቢርካ ንምስራሕ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት 5፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታትን(ውሕመ)ን ኣሜሪካን ኣብ ትግራይ ንዝግበር ምትካል እግሪን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍን ምስ መንግስቲ ሓቢርካ ንምስራሕ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ዋና ፀሓፊ ውሕመ አንቶኒዮ ጉተሬዝን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ…

ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዝተፈላለዩ ፀገማት ንዝተመዛበሉ ወገናት 15 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዝተፈላለዩ ፀገማት ንዝተመዛበሉ ወገናት 15 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ክልል ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዘጋጠሙ እዋናዊ ፀገማት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት…