ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 16 ሓበራዊ መድረኽ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ጅቡቲ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 16 ሓበራዊ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንፈቕ ዓመት ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ጅቡቲ ብስምምዕነት ተዛዚሙ። ኣበቲ መድረኽ ኣብ ስምምዕነት ዝተበፅሐሎም ጉዳያት ከምኡ እውን ኣብ እዋን እቲ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ “ፋውንዴሽን ቢል ኤንድ ጌትስ” ዘለና ነባር ምትሕብባር ክብ ብምባልን ኣብ ሓደሽቲ ዓውዲታት ብምትሕብባርን ክንሰርሕ ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ፋውንዴሽን ቢልን ጌትስን ዘለና ነባር ምትሕብባር ክብ ብምባልን ኣብ ሓደሽቲ ዓውዲታት ብምትሕብባርን ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ውቅብቲ ኢትዮጵያ ንምፍጣር ዘኽእል ሓዱሽ ተግባርን ጉስጓስን ዕላዊ ገይሮም Desta Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ውቅብቲ ኢትዮጵያ ንምፍጣር ዘኽእል ሓዱሽ ተግባርን ጉስጓስን ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሮም። ክብሪ ባህሊ ፅርየት ማሕበረሰብ ዝሓለወ ንምግባር ዝተተለመ እቲ ጎስጋስ፥ ቤተ ፈተነታት ዘመናዊ በዝኾነ መገዲ መህናፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልምዓት ዝተልዓሉ ሰባት ዘቕርቡዎም ሕቶታት ቅልጡፍ ምላሽ ንኽወሃቦም ተገይሩ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀረባ ክትትል ብምግባር ብልምዓት ዝተልዓሉ ሰባት ዘቕርቡዎም ሕቶታት ቅልጡፍ ምላሽ ክወሃቦም ከምዝተገበረ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል “ባንኪ ኒው ዴቨሎፕመንት” ንምዃን እናሰርሐት ምዃና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናይ ብሪክስ ባንኪ ኣብ ዝኾነ "ባንኪ ኒው ዴቨሎፕመንት" ኣባል ንምዃን እናሰርሐት ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ነብዩ ተድላ÷ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ዝገበራ ምክትል ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ኣእምሮኣዊ ንብረት ይኽበር ኣሎ Desta Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ኣእምሮኣዊ ንብረት ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 22 ግዘ ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ኣእሙሮኣዊ ንብረት ንዘላቒ ልምዓት፤ መፃኢ ግዘና ብምህዞን ኢኖቬሽንን ንህነፅ” ዝብል መሪሕ ቃል ከምዘለዎ ተገሊፁ። ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪታኒያ ንልምዓታዊ ሴፍቲኔት ትገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚ ንምምሕያሽ፣ ንመሰረታዊ ኣገልግሎታትን ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ትገብሮ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ። ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው÷ ምስ ኮመን ዌልዝ ብሪታኒያ ዳይሬክተር ኣፍሪካ ሳይመን ሙስታርድ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስዊድን ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ዝኸውን ሓገዝ ኣመሓላሊፋ Gebremariam Weldegerima Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድን ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር (238 ሚሊየን ክሮና ስዊዲን) ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታ ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዝውዕል ሓገዝ ከምዘመሓላለፈት ተገሊፁ። ስዊድን ሓገዝ ምግቢ፣ ማይ፣ መፅለሊ፣ ክንክን ጥዕናን ሓለዋን ዘድልዮም ተቓላዕቲ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ Desta Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘሳልጦ ዘሎ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋውንዴሽን ቢልን ሚሊንዳ ጌትስን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘለዎ ሽርክና ከምዘጠናኽር ገሊፁ Desta Apr 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ዝተመርሐ ልኡኽ ብዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋውንዴሽን ቢልን ሚሊንዳ ጌትስን ምስ ዝተመርሐ ቀዳምነት ኣብ ዝወሃቦም ኣጀንዳታት ጥዕና ጠመተ ብምግባር ተላዚቡ። ዶ/ር መቅደስ፥ ኣብ ዝተሰርሑ ብዙሓት ስራሕቲ ዘተባብዑ…