Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት መደሪ ኢትዮ-ጅቡቲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ተጓዓዝትን ኣገልግሎት ፅዕነትን ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ክሳብ 1 ሰባት ናይ ምጉዕዓዝ ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ ገሊፁ።…

ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ሓሳበን ኣጀንዳ ብምግባር ምትብባዕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ሓሳበን ኣጀንዳ ብምግባር ምትብባዕ ከምዝግባእ ኣገንዚበን። ኣብ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ግደ ደቂ ኣኒስትዮን ተሳትፎን ዝጠመተ መድረኽ ሃገራዊ ዘተ ተሳሊጡ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ሃገራዊ…

1 ሺሕን 232 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 232 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ካብ ሞንጎ እቶም ዝተመለሱ 1 ሺሕን 231 ደቂ ተባዕትዮ፣ 1 ጓል ኣንስተይቲን ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ዓመት ዝኾኑ 12 ሰገናትን ከምዝኾኑ ሓበሬታ ሚኒስቴር…

ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት እኹል ቅድመ ምድላው ተገይሩ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት እኹል ቅድመ ምድላው ከምዝተገበረ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ምድላው ቅድመ ምድላው ሓምለዋይ ኣሰርን ቀፀልቲ ኣንፈታት ስራሕን 2016 ዓ.ም ምስ ዓብዪ ብሄራዊ ኮሚቴ መርሃ ግብሪ…

መበል 16 ሓበራዊ መድረኽ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ጅቡቲ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 16 ሓበራዊ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንፈቕ ዓመት ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ጅቡቲ ብስምምዕነት ተዛዚሙ። ኣበቲ መድረኽ ኣብ ስምምዕነት ዝተበፅሐሎም ጉዳያት ከምኡ እውን ኣብ እዋን እቲ ስምምዕነት…

ምስ “ፋውንዴሽን ቢል ኤንድ ጌትስ” ዘለና ነባር ምትሕብባር ክብ ብምባልን ኣብ ሓደሽቲ ዓውዲታት ብምትሕብባርን ክንሰርሕ ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ፋውንዴሽን ቢልን ጌትስን ዘለና ነባር ምትሕብባር ክብ ብምባልን ኣብ ሓደሽቲ ዓውዲታት ብምትሕብባርን ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ውቅብቲ ኢትዮጵያ ንምፍጣር ዘኽእል ሓዱሽ ተግባርን ጉስጓስን ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ውቅብቲ ኢትዮጵያ ንምፍጣር ዘኽእል ሓዱሽ ተግባርን ጉስጓስን ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሮም። ክብሪ ባህሊ ፅርየት ማሕበረሰብ ዝሓለወ ንምግባር ዝተተለመ እቲ ጎስጋስ፥ ቤተ ፈተነታት ዘመናዊ በዝኾነ መገዲ መህናፅ…

ብልምዓት ዝተልዓሉ ሰባት ዘቕርቡዎም ሕቶታት ቅልጡፍ ምላሽ ንኽወሃቦም ተገይሩ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀረባ ክትትል ብምግባር ብልምዓት ዝተልዓሉ ሰባት ዘቕርቡዎም ሕቶታት ቅልጡፍ ምላሽ ክወሃቦም ከምዝተገበረ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ…

ኢትዮጵያ ኣባል “ባንኪ ኒው ዴቨሎፕመንት” ንምዃን እናሰርሐት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናይ ብሪክስ ባንኪ ኣብ ዝኾነ "ባንኪ ኒው ዴቨሎፕመንት" ኣባል ንምዃን እናሰርሐት ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ነብዩ ተድላ÷ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ዝገበራ ምክትል ዋና…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ኣእምሮኣዊ ንብረት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ኣእምሮኣዊ ንብረት ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 22 ግዘ ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ኣእሙሮኣዊ ንብረት ንዘላቒ ልምዓት፤ መፃኢ ግዘና ብምህዞን ኢኖቬሽንን ንህነፅ” ዝብል መሪሕ ቃል ከምዘለዎ ተገሊፁ። ዋና…