Fana: At a Speed of Life!

ምውፋር ስራሕን ህንፀት ዓቕሚ ክእለትን ሰብ ሞያ ጥዕና ንምድንፋዕ ዘኽእል ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምውፋር ስራሕን ህንፀት ዓቕሚ ክእለትን ሰብ ሞያ ጥዕና ንምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ ጠሚተን ምስ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃያት ካሚል ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአነ ድማ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ዝርከቡ…

“ንፁህ ጎደና – ናብራ ብጥዕና” ፅባቐ ከተማ ብምውሳኽ ጥዑይ ከባቢ ዝፈጥር ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተግባር “ንፁህ ጎደና - ናብራ ብጥዕና” ነበርቲ ብዘሕፍር መልክዑ ኣብ በቢ መገዲ ካብ ምንፃህ፣ ፅባቐ ከተማ ብዝውስኽ መልክዑ ጥዑይ ከባቢ ንምፍጣር ዘኽእል ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ…

#ንፅህቲኢትዮጵያ

ሎሚ መዓልቲ ሰንበት 20 ሚያዚያ፣ ‘ንፅህቲ ኢትዮጵያ’ ጠሚቱ ጎስጓስ ዲጂታል ቴሌቶን እናተኻየደ ይርከብ። ኩሉ ሰብ ይምልከተኒ ኢዩ ብዝብል÷ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናብ ዝተኸፈተ ቁፅሪ ሒሳብ 1000623230248 ንጎስጓስ “ንፁህ ጎደና - ናብራ ብጥዕና” ክፅምበር ኢዩ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ህፁፅ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ኮሚሽነር፥ ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ሓደጋ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን። ኣብ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ፥ ኣትሌት መቅደስ ዓለምሸት ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ። ኣትሌት ኣያል ዳኛቸው፣ ለተሰንበት ግደይን…

ሰራዊት ምክልኻል ዓለም ለኻዊ ኩነታት ብምግንዛብ ድሕንነት ሃገር ዝሕልዉ መራሕቲ መኮንናት የፍሪ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ከም ትካል ዓለም ለኻዊ ኩነታት ብምግንዛብ ድሕንነት ሃገር ዝሕልዉ መራሕቲ መኮንናት የፍሪ ከምዘሎ ተገሊፁ። ዋር ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሜጀር ጀኔራል ሙሉጌታ ዘሰልጠኖም ላዕለዎት መኮንናት…

በዓል ሆሳእና ኣብ ከተማ ኣኽሱም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነስርዓታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሆሳእና ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወ ገዳማት ቤተክርስትያን ፅዮን ኣኽሱም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስርዓታት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል በብዓመቱ ብዝተፈላለዩ ስርዓታት ዝኽበር እንትኸውን፥ ሎሚ ዘበን ድማ ምእመናን ቅድሚ ሰለስተ መዓልቲ…

ኣትሌት መዲና ኢሳ ብትሕቲ 20 ዓመት ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት መዲና ኢሳ ኩባኒያ ኣዲዳስ ኣብ ዘሰናደኦ ትሕቲ 20 ዓመት ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊታ። እታ ጓል 19 ዓመት ኣትሌት፥ ነቲ ርሕቐት ብ14 ደቒቓን 38 ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ተዓዊታ። ኣትሌት መልክናት…

ኣሜሪካ ንምዕባለ ቻይና ብእወንታ ክትርእዮ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ ኣገንዚቦም

አዲስ አበባ፣ ሚያዝያ 19፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንምዕባለ ቻይና ብእወንታ ክትርእዮ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣገንዚቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ቤጂንግ ኣብ ክልቲኣዊ፣ ቀጣናዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ…

ብዓል ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነስርዓት ብዓል፥ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌዴራል፣ ክልል ሲዳማን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ተረኺቦም። ብተወሳኺ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተወለድቲ እቲ ክልልን ካልኦት ክፋላት…