ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥንቃቐ ዝደሊ ኣመጋግባ እዋን በዓል Desta May 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓል ዝግበር ኣመጋግባ ግቡእ ጥንቃቐ እንተዘይተገይሩ ንፀገም ጥዕና ከቃልዕ ይኽእል። ምዝዛም መዓልቲታ ፆም ስዒቦም ዘሎ ኣመጋግባ ጥንቃቐ ዝተመልኦ ክኸውን ከምዝግባእ ሰብ ሞያ ጥዕና ይምዕዱ። ምኽንያቱ ድማ፥ ንነዊሕ እዋን ካብ ቅብኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ብርሃነ ትንሳኤ ኩላህና ንሃገርናን ህዝብናን ልኡኻት ሰላም ንኹን – ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነኢየሱስ Desta May 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብርሃነ ትንሳኤ ኩላህና ንሃገርናን ህዝብናን ልኡኻት ሰላም ንኹን ክብሉ ሊቀጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነኢየሱስ ገሊፆም። ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነኢየሱስ መልእኽቲ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር ንሰላም ደቂ ሰባት ብምፅላይ ክኸውን ይግባእ- ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ Desta May 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር ንሰላም ደቂ ሰባት ብምፅላይ ክኸውን ይግባእ ክብሉ ቀዳማዊ ፓትሪያሪክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሊቀጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 907 ኣባይቲ ንነበርቲ ኣመሓላሊፉ Desta May 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 907 ዝተሃነፁን ዝተሓደሱን ኣባይቲ ንነበርቲ ኣመሓላሊፉ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ንናብራ ምቹኣት ዘይነበሩ ብምፍራስ ኣብ ሓፂር እዋን ዝሃነፅናዮምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta May 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም፥ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ብሙሉኡ እንኳዕ ናብ በዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትንሳኤ ኣብ መንጎ ተስፋ ዘቑርፁ ዝመስሉ ኩነታት ዝተረኸበ በስራት ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Desta May 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትንሳኤ ኣብ መንጎ ተስፋ ዘቑርፁ ዝመስሉ ኩነታት ዝተረኸበ በስራት ኢዩ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta May 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጲያ ጥላሁን ከበደ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta May 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ትንሳኤ 2016 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢየሱስ ክርስቶስ መከራን ሞትን፣ ግፍዕን ግዕዝይናን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቀብሪደሃር ኣገልግሎት በረራ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ክልል ሶማሌ ከተማ ቀብሪደሃር ኣገልግሎት በረራ ጀሚሩ። ከባቢ መዕርፎ ነፈርቲ ቀብሪደሃር ብተኸታታሊ ብዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ምኽንያት ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ ብዘጋጠመ ጉድኣት እቲ ኣገልግሎት ተቋሪፁ ከምዝነበረ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ስቕለት ብተኸተልቲ እምነት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima May 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ስቕለተ ኢየሱስ ክርስቶስ ብተኸተልቲ እምነት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተኸቢሩ። እቲ በዓል ኣብ ካቴድራል ካቶሊክ ቤተክርስቲያን ልደታ ማሪያም ብዙሓት ተኸተልቲ እቲ እምነት ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት…