Fana: At a Speed of Life!

ፑቲን ስልታዊ ልምምድ ጦር መሳርሒ ኒውክሌር ንኽግበር ትእዛዝ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ስልታዊ (ታክቲካዊ) ልምምድ ጦር መሳርሒ ኒውክሌር ንኽግበር ንጦር እታ ሃገር ትእዛዝ ከምዝሃቡ ተገሊፁ። እቲ ልምምድ ሓደ ሓደ ምዕራባውያን ሰብ መዚ ዝፍንዉዎ ንጎንፂ ዝጋብዝ መግለፂን መፈራርሒን ስዒቡ ዝካየድ…

ጁለን ሎፔቴጉይ ኣሰልጣኒ ጋንታ ዌስትሃም ንምዃን ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ጁለን ሎፔቴጉይ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ኣሰልጣኒ ጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ንምዃን ተስማዕሚም፡፡ እቲ ስምምዕነት ተፈፃሚ እንድሕር ኮይኑ ድማ ወዲ 57 ዓመት ነበር ኣሰልጣኒ ጋንታ ዎልቭስ ዳግም ናብ ፕሪሚየር ከምዝምለሱ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓመታት ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ ከመዝግባ ትፅቢት ካብ ዝግበረለን ሃገራት ዓለም ሓንቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2024 ክሳብ 2029 ቅልጡፍ ዕቤት ኢኮኖሚ ትፅቢት ካብ ዝግበረለን ሃገራት ዓለም ሓንቲ ከምዝኾነት ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ገሊፁ፡፡ ኣብ ሃገራት ዓለም ዘለዉ ዕድላት ኢንቨስትመንት ዘፋልጥ…

እስራኤል ኣብ ምብራቕ ራፋህ ዝተዓቖቡ ዜጋታት ንኽወፅኡ ኣተሓሳሲባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ራፋህ ዝተዓቖቡ ዜጋታት ጋዛ ንኽወፅኡ ጦር እስራኤል ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኣብቲ ከባቢ ወጥሪ ነጊሱ ዘሎ ኣብ ጋዛ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንምዕሳልን ዝተዓገቱ ንምፍታሕን ዝዓለሙ ዝርርባት ክቋረፁ ምዃኖም ስዒቡ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ብኻእ መዳይ…

ኢትዮጵያ ናብ ብሪክስ ንኽትፅምበር ቻይና ዝገበረቶ ሓገዝ ጥንኩር ምሕዝነት እተን ሃገራት ዘርኢ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ስራሕ ግዘኦም ዝዛዘሙ ኣምብሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዡዩኣን ነናብ ሃሮም ተመሊሶም፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦተ ኣመራርሓን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ምሸት በሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ሓዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ስኢኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ምሸት በሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ሓዊ ሓደ ሰብ ህይወቱ ከምዝሰኣነ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ሓዊን እታ ከተማ ገሊፁ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ፥ እቲ ሣደጋ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 12…

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንሳኤ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ብዘለዉ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያንን ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናትን ኢትዮጵያ ለይቲ ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ ስነ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር መአዲ ኣንጊደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ትሕት ኣታዊ ንዘለዎም ነበርቲ እታ ከተማ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት መኣዲ ኣንጊደን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ንምግባር መኣዲ ኣንጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ንምግባር ንኣረጋዊያንን ዓቕሚ ዘይብሎምን መኣዲ ኣንጊዶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ነቶም ወገናት ምእንጋዶም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…