Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተረኸቡ ዓወታት ዝገልፁ መልእኽቲታት እናተመሓላለፉ ይርከቡ፡፡ በዚ ድማ እቲ ለውጢ ንኽፀንዕ ዝኾነ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ነቀምቴ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ከተማ ነቀምቴ ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር ) ሃገራዊ ለውጢ ንምድጋፍ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሰልፊ ድጋፍ ንምዕዳም ኢዮም ናብ ነቀምቴ ኣቲዮም ዘለዉ፡፡ ምክትል…

ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዶርትሙንድ ንፍፃመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ኣብ ዝተኻየደ ናይ መልሲ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴይንት ዠርሜ (ፒ ኤ ሲ ጂ) ብጀርመናዊት ጋንታ ቦሩሲያ ዶርትሙንድ 1 ን 0 ተሳዒራ፡፡ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሜዳ ፒ ኤስ ጂ ፓርክ…

ኣብ ወለጋ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወለጋ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተረኸቡ ዓወታት ዝገልፁ መልእኽቲታት እናተመሓላለፉ ይርከቡ፡፡ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ወለጋ ዝተውፃእፅኡ…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ፕሮጀክት መንደር 00 ኣል ነጃሺ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት ፕሮጀክት መንደር 00 ኣል ነጃሺ ይሳለጥ ኣሎ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ትግራይን፥ ምስ መሊስካ ምህናፅ ኣል ነጃሺን ልምዓት ኢኒሼቲቭን ብምዃን ኢዩ እቲ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ልዝብ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ዊልች ልዝብ ኣካይደን። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ መንጎ ከተማታት ኢትዮጵያን እንግሊዝን ክልቲኣዊ…

ኣብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንፍፃመ ንምሕላፍ ሎሚ ምሸት ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንፍፃመ ንምሕላፍ ኣብ ዝካየድ ናይ መልሲ ፀወታ ፈረንሳዊት ፓሪስ ሴን ዠርሜ (ፒ ኤ ሲ ጂ)ን ጀርመናት ጋንታ ቦሩሲያ ዶርትሙንድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። እቲ ፀወታ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4፡00 ኣብ ሜዳ ፒ ኤስ ጂ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኮሚቴ ማክሮኢ ኮኖሚ ኣብ ኣፈፃፅማ ሃገር ቦቆል ኣጀንዳ ከምዝተዛተየ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኮሚቴ ማክሮኢ ኮኖሚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣፈፃፅማ ሃገር ቦቆል ኣጀንዳ ከምዝተዛተየ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ሎሚ መዓልቲ ምስ ኮሚቴ ማክሮኢኮኖሚ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣባላት ልኡኽ ባይቶ እስራኤል ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣባል ክነሰት ሞሸ ሶሎሞን ምስ ዝምራሕ ልኡኽ ባይቶ እስራኤል ኮሚቴ ምሕዝነት ኢትዮጵያን እስራኤልን ዘቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኤክስ ገፆም ኣብ…

ኣብ ኦማን ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕቖቢ ጣቢያታ ኦማን ዝርከቡ ኢትዮጵያውን ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብ ኦማን ዝርከቡ 1 ሺሕን 590 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲን ሓሙስን ብዝግበሩ ሽዱሽተ በረራታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ከምዝተሃቀነ…