Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ ሚኒስትራት ማይ ኢጋድ ኣብ ፕሮጀክትን ፅሩይ ዝስተ ማይ ቶጎጫሌንፁህ ዑደት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ሚኒስትራት ማይ ኢጋድ ኣብ ፕሮጀክትን ፅሩይ ዝስተ ማይ ቶጎጫሌንፁህ ዝበፅሐሉ ብርኪ ዑደት ኣሳሊጡ። ህንፀ ፕሮጀክት ፅሩይ ዝስተ ማይ ከተማ ቶጎጫሌ ብ490 ሚሊየን ብር ወፃኢ እናተሳለጠ…

ፓስፖርትን ኤ ቲ ኤም ካርድን ሓዊሱ ናይ ድሕንነት ሕትመታት መፍረዪ ንምህናፅ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ንዝህነፅ መፍረዪ ፓስፖርት፣ ዲጂታል መታወቂያ፣ ኤ ቲ ኤም ካርድን መሰል ናይ ድሕንነት ሕትመታትን ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ÷ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ…

ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ካብ ሪያል ማድሪድን ባየርሙኒክን ንፍፃመ ትሓልፍ ጋንታ ሎሚ መዓልቲ ክትፍለ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንፍፃመ ንምሕላፍ ጋንታታት ሪያል ማድሪድን ባየርሙኒክን ዝገብረኦ ናይ መልሲ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ። ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሜዳ ሪያል ማድሪድ ሳንትያጎ ቤርናቢዩ ዝካየደ ፀወታ÷ ንፍፃመ ትሓልፍ ጋንታ ክትፍለየሉ…

ኣብ ኣዲ ኣበባ መድረኽ ምድላው ትራንስፎርሜሽናል ትልሚ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳተፉሉ ኣብ ምድላው ትራንስፎርሜሽናል ትልሚ ዝጠመተ መድረኽ ምክያድ ጀሚሩ። ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦም መልእኽቲ÷ ኣብቲ መድረኽ ኣዲስ…

ህዝቢ ኦሮሞ ዝረኸቦ ለውጢ ክቕፅል ብምግባር ሰላሙ ክሕሉ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኦሮሞ ዝረኸቦ ለውጢ ክቕፅል ብምግባር ሰላሙ ክሕሉን ሓድነቱ ከጠናኽርን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ ካብ ኣርባዕቲአን ዞባታት ወለጋ ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ማሕበረሰብ ዝተሳተፉሉ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ሰልፊ…

ኣብ ለውጢ ዓመታት ንህዝቢ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ስራሕቲ ጋህዲ ከምዝኾኑ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ፈተናታት ብምፅዋር ንህዝቢ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ብዙሓት ስራሕቲ ጋህዲ ከምዝኾኑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ኣብ ወለጋ ንሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ዝተኻየደ እንትኸውን÷ ኣብቲ…

ህዝቢ ኣብ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ብምድሃብ ኢድን ንኢድ ተተሓሒዙ ክሰርሕ ኣለዎ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኣብ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ብምድሃብ ኢድን ንኢድ ተተሓሒዙ ክሰርሕ ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ከተማ ነቀምቴ ስታዲየም ወለጋ ናይ ለውጢ መንግስቲ ዝድግፍ ሰልፊ ''ወለጋ ናይ ሰላምን ብልፅግናን…

ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ናብ ጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ንጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ፡፡ እቲ ኮርፖሬሽን ውቁብን ዘበናዊን ከተማ ንምፍጣር ዝግበር ሃገራዊ ፃዕሪ ዝሕግዙ ብዙሓት ስራሕቲ እናወገነ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ብዝሃንፆም ዘበናዊ ህንፃታትን…

ብኽለት ከባቢ ብሸለልታ ምሕላፍ ንወለዶ ከቢድ ዕዳ ምግዳፍ ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ብኽለት ከባቢ ብሸለልታ ምሕላፍ ንወለዶ ከቢድ ዕዳ ምግዳፍ ከምዝኾነ ዋና መካየዲ ስራሕ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ዲዳ ድሪባ ገሊፆም። ውድብ ጥዕና ዓለም ንመጠን ብኽለት ከባቢ ብምነፅር ዘቐመጦ ልክዒት÷ ኣዲስ…

ኣካል ጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ዝኾነ ስራሕቲ ፅሬትን ሓምለዋይ ልምዓት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ-ልምዓትን ብተበግሶ ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተጀመረ ጎስጓስ ንፅህቲ ኢትዮጵያ ኣካል ዝኾነ ስራሕቲ ፅትን ሓምለዋይ ልምዓትን ኣጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መጀመሪ ስነ ስርዓት ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ…