Fana: At a Speed of Life!

ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2016 ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ጎስጓስ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ምክያድ ተጀሚሩ። ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ናይቲ ዓውዲ ማሕለኻታት ብምፍታሕ ኢትዮጵያ ቀዳመይቲ ፍልፍል ኢኮኖሚ ንምግባር ናብ ተግባር ዝኣተወ ኤክስፖ ሃገራዊ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2016 ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ዘፈር ህንፀት ባህሊ ዴሞክራሲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ጎንደር ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ህንፀት ባህሊ ዴሞክራሲ ፓርቲ ብልፅግና ናይ ገምጋም ኣፈፃፅማ 9 ኣዋርሕን መድረኽ ምፍላጥ ስራሕቲ ዝመፅእ ክረምቲን ኣብ ከተማ ጎንደር ምክያድ ጀሚሩ። እቲ መድረኽ "ባህሊን እሴትን ዲሞክራሲ ንብልፅግናና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻደ ምዃኑ…

1 ሺሕን 194 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ኣብ ዝተሳለጠ በረራ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ዜጋታ ናይ ምምላስ ስራሕ ሎሚ መዓልቲ 1 ሺሕን 194 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገር ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ እቶም 789 ደቂ ተባዕትዮ፣ 384 ደቂ…

ኢትዮጵያን ውሕመን ተፈናቐልቲ ኣብ ምድጋፍ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ን ተፈናቐልቲ ውሽጢ ሃገር ኣብ ምድጋፍ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፤ ፍሉይ ኣማኻሪ መፍትሒታት ምምዝባል ውሽጢ ሃገር ዋና ፀሓፊ ውሕመ ምስ…

ካብ ቤንዚን ወፃእ ዋጋ ፍርያታት ነዳዲ ብዘለዎ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 1 ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ካብ ቤንዚን ወፃእ ዋጋ ፍርያታት ነዳዲ ብዘለዎ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ኣብ ዕዳጋ ዓለም ካብ እዋን ናብ እዋን እናተርኣየ ዝመፅአ ዋጋ ነዳዲ ወሰኽ መበገሲ ብምግባር ኣብ መሸጢ…

ካብ 10 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ጀኔራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ኣብ ትካልት ምክልኻል ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 10 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ 18 ጀኔራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ሚኒስቴር ምክልኻል ሓዊሱ ኣብ ትካልት ምክልኻል ዑደት ገይሮም። እቶም ዑደተኛታት ኣብ ብሪታንያ ካብ ዝርከብ ሮያል ኮሌጅ ኦፍ ዲፌንስ ዝመፅኡ እንትኾኑ÷ ተምሃሮ ኮርስ ግሎባል…

ኢትዮጵያን ኮንጎ ሪፐብሊክን ትራንስፖርት ኣየር ንምቅልጣፍ ዝዓለመ ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያን ትራንስፖርት ኣየር ኮንጎ ሪፐብሊክን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ጌታቸው መንግስቴ ኣብቲ እዋን ስነ-ስርዓት ፊርማ ከምዝበሉዎ÷ እቲ ስምምዕነት መገዲ ኣየር…

ኣስትራዜኒካ ክታበት ኮቪድ ምፍራይ ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ክታበት ኮቪድ ኣስትራዜኒካ ኣብ ጥዕና ፅዕንቶ ምሕዳሩ ስዒቡ እቲ ኩባንያ ካብ ዕዳጋ ዓለም ከምዝወፅአ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኩባንያ እዚ ዝወሰነ ኣማራፂ ክታበታት ኮቪድ ናብ ዕዳጋ ዓለም ብምምፀኦምን ክታበታ ኣስትራዜኒካ ፀገም ምርጋእ ደም…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ቱርኪ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሃካን ፊዳን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ሓበራዊ ኣብ ዝኾኑ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ጠሚቶም ዕዉት ምይይጥ ገይሮም፡፡ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን…

ኣብ ኣፍሪካ ፍርያት መደንፍዒ ሓመድ ንምዕባይ 15 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፍርያት መደንፍዒ (መዳበሪያ) ሓመድ ንምዕባይ 15 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊ ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፁ። ካብ ትማሊ ጀሚሩ እናተኻደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ መድንፍዒ ሓመድን ጥዕና ሓመድን ኣፍሪካ÷ ኣብ ፖሊሲ ምድንፋዕ ሓመድ፣ መፅናዕቲን ልምዓትን…