Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ተኸንቢቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ብምኽንባት ንዓማዊሉ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ብምኽኒያት ልምዓት ንዝለዓሉ 2 ሺሕን 700 ዓማዊል ኣብ ዝተውሃቦም…

ህንፀት ሓደሽቲ ኩባኒያታት ነዳዲን መዐደሊ ነዳዲን ደው ንክብል ዝተውሃበ ውሳነ ክትትል ከምዝግበረሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ሓደሽቲ ኩባኒያታት ነዳዲን መዐደሊ ነዳዲን ደው ንክብል ዝተውሃበ ውሳነ ክትትል ከምዝግበረሉ ተገሊፁ። ብሄራዊ ስቲሪንግ ኮሚቴ ሪፎርም ነዳዲ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ዝነበረ ኣፈፃፅማ ሪፎርም ነዳዲ ብምግምጋም ዝተፈላለዩ ውሳነታት ሂቡብምግምጋም…

ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውሕመን ምትሕብባሮም ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ን ምትሕብባሮም ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ተወካሊ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ…

ኣብ ሴኔጋል ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን 11 ሰባት ከምዝቖሰሉ ተሰሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሴኔጋል 78 ሰባት ኣሳፊራ ዝነበረት ኣብ መበገሲኣ ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን 11 ሰባት ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ። ቦይንግ 737-300 ቢ ኤ ኤን ዝተባህለት ኣውሮፕላን÷ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ዳካር ብሌዝ ዲኘ ናብ ማሊ ንምበራር እናተሃንደደት ኣብ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ሓበራዊ መግለፂታት ብምጉላህ ናይ ሓባር ተረኽ ኣብ ምፍጣር ብትኹረት ክሰርሑ ከምዝግባ ተመልኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ሓበራዊ መግለፂታት ብምጉላህ ናይ ሓባር ተረኽ ኣብ ምፍጣር ብትኹረት ክሰርሑ ከምዝግባ ኣማኻሪ ሚኒስትር ማሕበራዊ ጉዳይ ቀዳማይ ሚኒስትር ዳንኤል ክብረት ገሊፆም፡፡ እቶም ኣማኻሪ ሚኒስትር÷ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት “መራኸብቲ ሓፋሽ…

ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚታት ኢንዱስትሪ ናብ ስራሕ ብምእታው ጭቡጥ ለውጢ ኣመዝጊቡ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚታት ኢንዱስትሪ ናብ ስራሕ ብምእታው ጭቡጥ ለውጢ ከምዘመዝገበ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ዘጀመሩሉ እዋን ከምዝገለፁዎ÷ በቲ ምንቅስቓስ ኣበሉ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ናይ ሓደ ሓደ ኤምባሲታት ዕስለ መግለፂታት ተቐባልነት ከምዘይብሎም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ሓደ ሓደ ኤምባሲታት ዘውፅኡዎም ናይ ዕስለ መግለፂታት ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበሎም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ እቲ ሚኒስቴር ነብዩ ተድላ ዓበይቲ ምንቅስቓሳት ዲፕሎማሲ እታ ሃገር ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ…

ጉባኤ ፋይናንስ ምብራቕ ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ጉባኤ ፋይናንስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ን7ይ ግዘ ኣብ ዝካየድ ጉባኤ ፋይናንስ÷ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ ሓዊሱ ሓለፍቲ ባንኪታት፣ ተወከልቲ ትካላት ኢንሹራንስን ተዋሳእቲ ዓውዲ ፋይናንስን…

ማሕለኻታት ዓውዲ ኮንስትራክሽን ንምፍታሕ መዳርግቲ ኣካላት ተቐራሪቦም ክሰርሑ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕለኻታት ዓውዲ ኮንስትራክሽን ንምፍታሕ መዳርግቲ ኣካላት ተቐራሪቦም ክሰርሑ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት መሰረተ ልምዓት ከተማን ትራንስፖርትን እቲ ባይቶ፤ ማሕለኻታት፣ መውፅኢ መገዲታትን ግደ…

ንመርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ስራሕቲ ምድላው ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ስራሕቲ ምድላው ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስትር ሕርሻ ገሊፁ። ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣካቢ ብሄራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ ሓምለዋይ ኣሰር ኣደፍርስ ወርቁ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ…