Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኩሎም ዜጋታ ፅሩይ ከባቢ ንምፍጣር ናብ ዝተጀመረ ጎስጓስ ብምፅምባር ኣሰሮም ንኸንብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ዜጋታ ንፁህ ከተማን ከባቢን ንምፍጣር ናብ ዝተጀመረ ጎስጓስ ብምፅምባር ኣሰሮም ንኸንብሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም። ንንፅህቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 50 ሚሊየን ብር ንምትእኽኻብ ዝዓለመ ዲጂታል ቴሌቶን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ድልድል ሩባ ኣባይ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት መንፈቕን ህንፀቱ ዝተጀመረ ድልድል ሩባ ኣባይ መሪቖም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላልትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ፌደራልን ተረኺቦም፡፡…

ኣይተ ጀማል ኣሕመድ ን #ንፅህቲኢትዮጵያ 1 ሚሊየን ብር ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ጀማል ኣሕመድ ንጎስጓስ #ንፅህቲኢትዮጵያ 1 ሚሊየን ብር ለጊሶም። ንንፅህቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 50 ሚሊየን ብር ናይ ምትእኽኻብ ዲጂታል ቴሌቶን እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣበቲ ጎስጓስ…

ህዝቢ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ንክሳተፍ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ንክሳተፍ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ንውቅብቲ ኢትዮጵያ እናዋፃእና ሰንበት ነሕልፎ ኢሎም። ህዝባዊ…

ሎሚ መዓልቲ ንውቅብቲ ኢትዮጵያ ብር 50 ሚሊየን ኣብ ሓደ ፀሓይ ንምትእኽኻብ ዘኽእል ዲጂታል ቴሌቶን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ መዓልቲ ንውቅብቲ ኢትዮጵያ ብር 50 ሚሊየን ኣብ ሓደ ፀሓይ ንምትእኽኻብ ዘኽእል ዲጂታል ቴሌቶን ክካየድ ኢዩ። አብዚ ዲጂታል ቴሌቶን ዜጋታት ንክሳተፉ ዕድል ተደሊዩ ኣሎ። ስለ ዝኾነ ሎሚ 4 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ጎስጓስ…

ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ንክሳተፍ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ንክሳተፍ ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ፃውዒት ኣቕሪበን። እተን ከንቲባ ኣብ መልእኽተን፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘጀመርዎ…

ኣብ ፕሮግራም ቀዳማይ ቁልዕነት ካብ 1 ሚሊየን ዝበልፁ ህፃናት ምብፃሕ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሮግራም ቀዳማይ ቁልዕነት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ን1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ህፃናት ምብፃሕ ከምዝተኻእለ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ስነ ስርዓት ምረቓ 3 ሺሕን 85 ሰብ ሞያ ኣማኸርቲ ወለዲን ሓብሐብቲን ኣብ…

ስራሕተኛታትን ትካላትን ሜድሮክ ኢትዮጵያ ንዲጂታል ቴሌቶን ንፅህቲ ኢትዮጵያ 63 ሚሊየን ብር ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕተኛታትን ትካላትን ሜድሮክ ኢትዮጵያ ንዲጂታል ቴሌቶን ንፅህቲ ኢትዮጵያ 63 ሚሊየን ብር ለጊሶም። ንጎስጓስ #ንፅህቲኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 50 ሚሊየን ብር ናይ ምትእኽኻብ ዲጂታል ቴሌቶን እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ብመሰረት እዚ ሰራሕተኛታት…

ምዝገባ መረፅቲ ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዝገባ መረፅቲ ክሳብ 12 ግንቦት 2016 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ 6ይ ዙር ሓፈሻዊ መረፃ ዝተረፉ መረፃ ዝካየደሎም ክልላት ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ዓፋርን ከምኡ እውን ዳግም መረፃ ኣብ ዝግበረሎም ክልላት መረፃ…

ሻለቃ ቃኘው ኣብ ኮሪያ ዝፈፀሞ ተጋድሎ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ሰላም ዓለም ዘለዋ ቁርፀኝነት ዘርእይ ኢዩ – ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕቃብ ሰላም ኮሪያ ዝተዋፈረ ሻለቃ ቃኘው ኣብ ኮሪያ ዝፈፀሞ ተጋድሎ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ሰላም ዓለም ዘለዋ ቁርፀኝነት ዘርእይ ኢዩ  ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ማሕበር ወፈርቲ  ኮርያ ኣብ…