Fana: At a Speed of Life!

ሙዚየም ቤተ-መንግስቲ ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሙዚየም ቤተ-መንግስቲ ንዑደተኛታት ክፍቲ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ፡፡ ሕድሳት ዓብዪ ቤተ-መንግስቲ ናይ ታሪኽን ባህሊን ሓድጊና ሓሊዩ ንምፅናሕ ንገብሮ ፃዕሪ ክብ ዝበለ ስጉሚ ኢዩ ኢሉ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ 6 ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሽዱሽተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም። ብመሰረት እዚ 11፡30 ሌስተር ሲቲ ኣብ ሜዳኣ ንማንቼስተር ሲቲ ክተተኣናግድ ኢያ፡፡ ምሸት 12 ሰዓት ድማ ክሪስታል ፓላስ ምስ ሳውዝ…

ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ 176 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ክሳብ ሕዚ 176 ሰባት ህይወቲም ሓሊፉ። 175 መገደኛታትን 6 ሰራሕተኛታት በረራን ካብ ታይላንድ ባንኮክ ተበጊሳ ደቡብ ኮሪያ ዝበፅሐት እታው ኣውሮፕላን÷ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሙኣን…

እዮቤል ፀጋዬ ተዓዋቲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ምስ ዝነኣዱ ተወዳደርቲ ሓቢረሙኹም ዝፀንሑ ተወዳደርቲ ፋና ላምሮት ሎሚ ኣብ ዝተሳለጠ  ምዕራፍ 18 መዛዘሚኡ ረኺቡ። ብመሰረት እዚ እዮቤል ፀጋዬ ተዓዋቲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ኮይኑ። ናብ ናይ መዛዘሚ ምዕራፍ…

ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ሓበሬታ ፖሊዮ ዝውዘዐሉ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ብምጥቃም ሓበሬታ ፖሊዮ ዝውዘዐሉ መተግበሪ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ "ፖሊዮኣንቴና" ዝተብሃለ መተግበሪ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ውሱንነት  ክትትል ፖሊዮ ምቕራፍ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ዩንቨርስቲ ጅማ…

ከይዲ ህንፀት ሎጅ ገርዓልታ  47 ሚኢታዊ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከብ ሎጅ ገርዓልታ ወረዳ ሓውዜን ህንፀቱ 47 ሚኢታዊ ከም ዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝኾነ ከይዲ ህንፀት ገርዓልታ ሎጅ ብመንግስቲ ፌደራል ኣቢሉ ኣብ ጣብያታት ደብረብርሃንን መጋብን ዝህነፅ ዘሎ ኢዩ።…

ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብዝነኣድ መገዲ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 18 ሎሚ ካብ ሰዓት 6፡00 ቀትሪ ጀሚሩ ይካየድ ኣሎ። ናብ ናይ መዛዘሚ ምዕራፍ ዝበፅሑ፥ ማዕረግ ሃይሉ፣ እየሩሳሌም ኣሰፋ፣ ግሩም ነብዩን እዮቤል ፀጋዬን ኣብ…

ህንፀት ካምፕ ፖሊስ ተወርዋሪ ሓይሊ ምብራቕ ኢትዮጵያ ንክዛዘም ደገፍ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ዘሎ ህንፀት ካምፕ ፖሊስ ተወርዋሪ ሓይሊ ምብራቕ ኢትዮጵያ ንክዛዘም ክትትልን ደገፍን ኣመራርሓ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ኣብቲ ካመፕ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ህንፀት…

ሓፈሻዊ ሃፍቲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ትሪሊየን ብር በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ሃፍቲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 1 ነጥቢ 9 ትሪሊየን ብር ምብፅሑ ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣቤ ሳኖ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ እቲ ባንኪ ቅድም ክብል ንህንፀት ግዙፋት ፕሮጀክትታት ቢሊየን ገንዘብ ብትሑት ወለድ ከለቅሕ ከምዝፀንሐን እዚ ድማ…

ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 640 ሺሕ ህዝቢ ኣገልግሎት ፅሩይ መስተ ማይ ክረክብ ዘኽእል ስራሕቲ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 640 ሺሕ ህዝቢ ኣገልግሎት ፅሩይ መስተ ማይ ክረክብ ዘኽእል ስራሕቲ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ዳይሬክተር ቀረብመስተ ማይ እቲ ቢሮ ኣይተ ታጠረ ሓዱሽ፥ ኣብቲ ክልል ዘሎ…