Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መንጎ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን እወንታዊ ርክብ ንክህሊ ክስራሕ ኢዩ- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ እወንታዊ ርክብ ንክህሊ ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ቤት ምኽሪን ኣመራርሓ ኣካዳሚ ቋንቋታትን ባህሊን  ኢትዮጵያ ኣብ…

ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ን2 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታተረ ቀዋሚ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር 2 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታት ቀዋሚ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈርያት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣመልኪተን ኣብ ዘቕረበኦ ፀብፃብ፤ እቲ…

ዩኒሴፍ ንልዕሊ 55 ሽሕ ሰባት ተረባሓይ ዝገብር ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሕ ናውቲ መስተ ማይ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) ንሽዱሽተ ወረዳታት መጠናኸሪ ዝውዕል ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሕ ናውቲ መስተ ማይ ንቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ብሓገዝ ከምዘበርከተ ገሊፁ። ሓላፊ ትካል ዓለም ለኸ መድሕን ህፃናት ዩኒሴፍ ኣብ ትግራይ…

ኣብ ኣብያተ መድሓኒትን መኽዘናት መድሓኒትን ዘገድድ ደረጃ ተግባራዊ ከምዝግበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ኣብያተ መድሓኒትን መኽዘናት መድሓኒትን ዘገድድ ደረጃ ኣብ ቀረባ እዋን ተግባራዊ ከምዝግበር ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ሄራን ገርባ ኣፍሊጠን። እቲ ኣገዳዲ ደረጃ፥ ኣብያተ መድሓኒትን መኽዘናት መድሓኒትን…

ኣብ ስርዓተ ምግቢን ፍኖተ ካርታ ስነ-ምግቢን ኢትዮጵያ ዝጠመተ ምኽክር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን ጉጅለ መሓዙት ልምዓትን ኣብ ስርዓተ ምግቢን ፍኖተ ካርታ ስነ-ምግቢን ኢትዮጵያ ዝጠመተ ምኽክር ኣካይዶም። ብሚኒስቴር ሕርሻን ሚኒስቴር ጥዕናን እናተመርሐ ዝርከብ ፍኖተ ካርታ÷ እታ ሃገር ሕዚ ትርከበሉ ኣሰራርሓ ምግቢን ከይዲ…

ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዝጠመተ ኤክስፖ ክዳሎ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ዝጠመተ ኤክስፖ ክዳሎ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ኤክስፖ፥ “ስትራይድ ኢትዮጵያ 2024" ብዝብል ስያመ ከምዝዳሎ ተገሊፁ። እቲ “ኣፍደገ ሳይንስ ክኽፈት ኢዩ፤ ቴክኖሎጂ ከዛምደና ኢዩ፤ ምህዞ ንቕድሚት የጓዕዝ”…

ካብ  ሰደድ ንግዲወፃኢ 772 ነጥቢ 25 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ 772 ነጥቢ 25 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ካሳሁን ጎፌ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ሚኒስቴር ዝከታተሎም ንግዲ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ናብ ኣዘርባጃን ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ናብ ኣዘርባጃን ኣምሪሖም። እቶም መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ነዊሕ እዋን ፈታዊትን መሻርኽቲን ናብ ዝኾነት ሃገር ኣቲና ኢሎም። መንግስቲ እታ ሃገር…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝጀመሮ ክውድእ ዝኽእል ዝሓሰቦ ዘዕውት ትካል ኢዩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝጀመሮ ክውድእ ዝኽእል ዝሓሰቦ እውን ዘዕውት ትካል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ትሕቲ ትሕዝቶ ኢንተርፕራይዝ ኮንስትራክሽን ምክልኻል ኣብ ዝነበረ ወሎ ሰፈር ንዝህነፅ ፕሮጀክት ህንፀት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ሜዳይ፣ ኒሻንን ሽልማትን መርሚሩ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣዋጅ ሜዳይ፣ ኒሻንን ሽልማትን መርሚሩ ኣፅዲቑ። ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ ወፃኢን ጉዳያት ሰላምን ዲማ ኖጎ (ዶ/ር)፥ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣፍሪካን ዓለምን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንህዝቢ ኢትዮጵያ…