Fana: At a Speed of Life!

90 ሚኢታዊ ዝኸውን ዕድጊት ሩሲያን ቻይን ብመተዓዳደጊ ገንዘብ እተን ሃገራት ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)90 90 ሚኢታዊ ዝኸውን ዕድጊት ሩሲያን ቻይን ብመተዓዳደጊ ገንዘብ እተን ሃገራት ከምዝተፈፀመ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ፑቲን ንክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ናብ ቤጂንግ ዝኣተዉ እንትኾኑ÷ ምስ ቻይና መዘነኦም…

8ይ ዓመታዊ ዓውደ መፅናዕቲ ምርምር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)8ይ ዓመታዊ ዓውደ መፅናዕቲ ምርምር ዩኒቨርሲቲ ሳይንስና ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ "ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ፈጠራን ኢንዱስትሪ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ዓውደ መፅናዕቲ÷ ብዋናነት ንኢንዱስትሪታት ልዑል እታወት…

መተግበሪ ፍኖተ ካርታ ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ይሰናዳእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መተግበሪ ፍኖተ ካርታ ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ፌዴሪኢ ይሰናዳእ ከምዘሎ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ክልላትን ኣብ ዝርከባ ልዕሊ 80 ከተማታት ኣብ ዝተሳለጡ መድረኻት ዘተ መተኣኻኸቢ እታዎት ዝተረኸቡ ሓሳባት መሰረት ብምግባር…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣዘርባጃን “ኣላት” ኣብ ዝተብሃለ ናፃ ኢኮኖሚክ ዞባ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣዘርባጃን “ኣላት” ኣብ ዝተብሃለ ናፃ ኢኮኖሚክ ዞባ ዑደት ገይሮም። “ኣላት” ናፃ ኢኮኖሚክ ዞባ መንግስቲ ኣዘርባጃን ኣብ ውሽጢ ፕሮግራማት ኢኮኖሚ ሓደን ቁልፍን እንትኸውን፥ ተካኢን ንዓለም ለኸ ዕዳጋ…

ሰራዊትና ዝገበሮም ወፍሪታት ህዝቢ ናብ ልምዓት ስራሕቱ ንኸኣቱ ኣኽኢሉ – ሌ/ጀኔራል መሓመድ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሰራዊትና ዝገበሮም ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራ ብምውዳድ ዝገበሮም ወፍሪታት ህዝቢ ናብ ልምዓት ስራሕቱ ንኸኣቱ ኣኽኢሉ ኢዩ” ክብሉ ኣካቢ ኮማንድ ፖስት ጎጃምን ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናል ጀኔራል መሓመድ ተሰማ ገሊፆም። እቲ ኮማንድ ፖስት ኣብ…

ኢትዮጵያን ኣዘርባጃን ኣብ ዓውዲ ፀፅታን ድሕንነትን ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላሉ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ  ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣዘርባጃን ኣብ ዓውዲ ሓበሬታ፣ ፀፅታን ድሕንነትን ሓበራዊ ህንፀት ዓቕሚ ምትሕብባርን ነተን ሃገራት ተረባሕቲ ኣብ ዝገብሩ ካልኦት ፕሮጀክታትን ብሓባር ንምፍፃም ተስማዕሚዐን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዝተፈላለዩ ኣምባሳደራት ሽመት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፤ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዝተፈላለዩ ኣምባሳደራት ሽመት ሂበን። ብመሰረት እዚ፦ ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል ገብሬ ኣምባሳደር እሸቴ ጥላሁን ወልደየስ ኣምባሳደር ለገሰ ገረመው ሃይሌ ኣምባሳደር ደሊል ከድር ቡሽራ…

ወፍሪ ምጥቃዕ ሩሲያ ምጥንካሩ ስዒቡ ወታደራት ዩክሬን ከምዘንሳሓቡ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ምጥቃዕ ሩሲያ ምጥንካሩ ስዒቡ ዩክሬን ወታደራታ ኣብ ከባቢ ዶብ ግዝኣት ካርኪቭ ካብ ዝርከባ መንደራት ከንሳሕቡ ከምዝገበረት ተገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ሰራዊት ዩክሬን ከምዝገለፁ፤ እቶም ወታደራት ብውሽጢ ከቢድ ተኹሲ ሓሊፎም ናብ ሰሜን ምብራቕ ክፋል…

መድረኽ ዘተ ማእኸል ምፍፃም ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም /ሮክ/ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ማእኸል ምፍፃም ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም /ሮክ/ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባትን ዶብ ተሳገርቲ ገበናትን ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብ ትሕቲ ፅላል ሕብረት ኣፍሪካ ዝተጣየሸ ሮክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘትዩ…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ልምዓት ካናዳ ተዛቲዮም

ኣደስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ልምዓት ካናዳ ኣሕመድ ሁሴን ኣብ ኢኮኖሚ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ጠሚቶም ተዛቲዮም። ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣብቲ እዋን፥ መንግስቲ ካናዳ ንልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ…