Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርስቲ መቐለ መድረኽ ፎረም ፕሬዚዳንት ዩኒቨርስቲታታ የተኣናግድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩኒቨርስቲ መቐለ መድረኽ ፎረም ፕሬዚዳንት ዩኒቨርስቲታታ ኢትዮጵያ የተኣናግድ ኣሎ ፕሬዚደንት እቲ ዩኒቨርስቲ ፋና ሓጎስ(ዶክተር)፥ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣብ እዋን ኲናት ገዚፍ ዕንወትን  ብርክት ዝበለ ብድሆታትን ከምዘሕለፈ ተዛሪበን። ዩንቨርስቲ…

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ልኡኽ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ÷ ፕሮጀክታት ህንፀት ኣባይቲ ኣብ ዝድግፉሉ ኩነታት ጠሚተን ከምዝተመያየጣ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን…

ኢትዮጵያን ቱርኪን ንግዳዊ ርክብን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ በርክ ባራን ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ብረመስቀል÷ ፍርያት ሕርሻ ናብ ቱርኪ ብምልኣኽን ናይ ውልቀ ሴክተር ርክብ ብምጥንኻር ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዘሎ ክፍተት…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ምስ ሚኒስትር ኢኮኖሚ ኣዘርባጃን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመሰገን ጥሩነህ ምስ ሚኒስትር ኢኮኖሚ ኣዘርባጃን ሚካይል ጃባሮቭ ዘቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ ዘተ ተረባሕነት ኢኮኖሚ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘረጋግፁ…

ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ገይረን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ላዕለወ ትምህርቲ ፓኪስታን ሙክታር ኣህመድ (ዶ/ር) ዘቲዮም። ኣምባሳደር…

ምስ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ዘተ እናተኻየደ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፃዒውት ብምቕባል ናብ ሃገር ምስ ዝኣተዉ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዘተ እናተኻየደ ይርከብ። እቲ ዘተ "ታሪኺዊ መሰረቶም ይፍለጡ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ።…

ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘለዎም ተሳትፎ ንምዕባይ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘለዎም ተሳትፎ ብዝበለፀ ንምዕባይ እናተሰርሐ ምዃኑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ገሊፆም። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ካብ ቻይና ግዝኣት ሁናን ምስ ዝመፅኡ ተወከልቲ…

ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ጥራሕ ልዕሊ 51 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ጥራሕ ልዕሊ 51 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣይናለም ንጉሴ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ እቲ እቶት ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ናይ 10 ነጥቢ 65 ሚኢታዊ ወሰኽ ከምዘለዎ…

ኮማንድ ፖስት ባህርዳር – ጎንደር እናወሰዶ ብዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ እቲ ከባቢ ዝተረጋግአ ምግባር ተኻኢሉ – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮማንድ ፖስት ባህርዳር - ጎንደር ኣብ ልዕሊ ፅንፈኛ ጉጅለ እናወሰዶ ብዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ እቲ ከባቢ ሰላማዊን ዝተረጋግአን ምግባር ከምዝተኽኣለ ኣካቢ እቲ ኮማንድ ፖስትን ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራንብ ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም። እቲ ኮማንድ…

ነዚ ዘበን ዝምጥን ኣተኣኻኽባ ስርዓት እቶት ምትግባር ይግባእ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መጠን እቶት ኢትዮጵያ ከብ ንምባል ካብ ልሙድ ኣሰራርሓ ብምውፃእ ነዚ ዘበን ዝምጥን ኣተኣኻኽባ ስርዓት እቶት ምትግባር ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣተሓሳሲቦም። ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ ሃገራዊ…