Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፓሪስ ማራቶን ቀነኒሳ በቀለ ሓዊሱ ተሳታፍቲ ኣትሌታት ተሓሪዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ማራቶን ዝሳተፉ ቀነኒሳ በቀለ ሓዊሱ ብኽልቲኡ ፆታ ዝሳተፉን ተተካእቲን ኣትሌታት ብምሕራይ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ብደቂ ተባዕቲዮ፥ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ፣ ሲሳይ ለማን ዴሬሳ ገለታን ተሓሪዮም ኣለዉ።…

እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ንመበል 42 ዙር ዘሰልጠኖም ኮማንዶታት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ንመበል 42 ዙር ዘሰልጠኖም ኮማንዶታት የመርቕ ኣሎ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ካልኦት ላዕለዎት ኣዘዝቲን እቲ ሰራዊት…

ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ኣብ ክሊ ልምዓት ኣባይቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራልን ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ኣዘርባጃንን ኣብ ክሊ ልምዓት ኣባይቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራልን ኣይተ ረሻድ ከማልን…

ልዕሊ 525 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 525 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ናውቲ ብ16 ተሽከርከርቲ ናብ ማእኸል ዓዲ ንምእታው ተዳሊዮም ከምዝነበሩ ተገሊፁ። ኣካላት ፀፅታ መንግስቲ ሶማሌ፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ምስ…

ገህድብ ህዳሰ ብዝምልከት ብሚዲያታት ግብፂ ዝንዛሕ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ማይ ኣባይ ንብሕቲ ናይ ምጥቃም ዓርሰ ፍትወት ኢዩ – መሓመድ ኣልኣሩሲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገህድብ ህዳሰ ብዝምልከት ብሚዲያታት ግብፂ ዝንዛሕ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ማይ ኣባይ ንብሕቲ ናይ ምጥቃም ዓርሰ ፍትወት ኢዩ ክብሉ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ብምክታዕ ዝፍለጡ ኣባል ባይቶ ወከልቲ ኣማኻሪ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን መሓመድ ኣልኣሩሲ ገሊፆም።…

ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ጦር መስርሒታት ምልክት ብምግባር ናብ ሳንዱቕ ሓበሬታ ምእታው ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ዝውውር ዘይሕጋዊ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ጦር መስርሒታት ምልክት ብምግባር ናብ ሳንዱቕ ሓበሬታ ምእታው ጀሚሩ። ፖሊስ ፌደራል ጦር መስርሒታት ምልክት ብምግባር ናብ ሳንዱቕ ሓበሬታ ኣብ ምእታው ዘድሀበ ስልጠና እናሃበ…

ጋንታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንጋንታ ወላይታ ድቻ ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ስኢራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ መሪሕ እቲ ሊግ ዝኾነት ጋንታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንጋንታ ወላይታ ድቻ 5 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ስኢራታ። ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ÷ ጋንታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንኽትዕወት ፍፁም ግርማይ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቪኤኣር ተግባራዊ ከይግበር ዘኽእል ድምፂ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ዝቕፅል ውድድር ዓመት ብተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝተሓገዘ ዳይነት (ቪኤኣር) ተግባራዊ ከይግበር ዘኽእል ድምፂ ክህባ ምዃነን እቲ ሊግ ኣፍሊጡ፡፡ ቪኤኣር ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ…

ኣፍሪካ ንዓውዲ ኣርቲፊሻል ምስትውዓል ግቡእ ትኹረት ንኽትህብ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ትኽክለኛ ድምፃ ንኽተስምዕ ሃገራት ኣፍሪካ ንዓውዲ ኣርቲፊሻል ምስትውዓል ግቡእ ትኹረት ንኽህባ ፃውዒት ቀሪቡ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን፣ ሓለፍቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ካብ መላእ ኣፍሪካ…

ኣሜሪካ ነበር ዕጡቓት መሊስካ እግሪ ንምትካል ደገፋ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ተመስገን ጥላሁን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዘቲዮም። እቶም ኮሚሽነር፥ ልኡኽ እቲ ኮሚሽን ንምዕዋት ስራሕቲ ምድላው ምዕራፍን ቀዳማይ ዙር ትግበራ ምትካል እግሪ ነበራት…