Fana: At a Speed of Life!

ክሌማዊ ለውጢ ዝፃወር ፕሮጀክት ምትእስሳር እታወት ልምዓት ስርናይ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ዝፃወር ፕሮጀክት ምትእስሳር እታወት ልምዓት ስርናይ ኣብ ክልል ዓፋር ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት መፍረያይነት ፍርያት ስርናይ ምዕባይን ሓረስቶት ኣብቲ ዓውዲ ዘለዎም ኣታዊ ብምድንፋዕን ህይወቶም ክመሓየሽ ንምግባር ዝዓለመ ኢዩ፡፡…

ምስረታ ፎሮም መናእሰይ ትካላት መንግስቲን ስቪክ ማሕበራትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስረታ ፎሮም መናእሰይ ትካላት መንግስቲን ስቪክ ማሕበራትን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ምስረታ ዘካይዶ ዘሎ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ኣወዳድባ መናእሰይ፣ ኣብ መንጎ መናእሰይን መዳርግቲ ኣካላትን ፅኑዕ ዝተዋደደ…

ተፀዋዕቲ ትካላት ቀዳማይ ሚኒስትር ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ የሳልጣ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፀዋዕቲ ትካላት ቀዳማይ ሚኒስትር ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ የሳልጣ ኣለዋ። ኣብቲ ገምጋም ተፀዋዕቲ ትካላት ሃገራዊ ኢኒሼቲቫት ልምዓትን ለውጢን ትካላት መርኣያ ብምዃን ዝፍፅምኡ…

ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መመሓየሺ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ንግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ናይ ምሕጋዝ ገበን ዝጠመተ መድረኽ ምትእኽኻብ እታወት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መመሓየሺ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ብገበን ዝተረኸበ ንብረት ሕጋዊ ምምሳልን ንግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ናይ ምሕጋዝ ገበንን ዝጠመተ መድረኽ ምትእኽኻብ እታወት ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ ሓዊሱ መዳርግቲ…

ኣብ ዳይመንድ ሊግ ራባት ኢትዮጵያዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮ ራባት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት መዲና ኢሳ 14:34.16 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ እንትትወፅእ፤ ኣትሌት…

ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ብሓደጋ ሄሊኮፕተር ከም ዝሞቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ፣ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ሑሴን ኣሚር-ዓብዶላህያን ካልኦትን ብሰንኪ እቲ ትማሊ ሰንበት ዘጋጠማ ሓደጋ ሄሊኮፕተር ከም ዝሞቱ ሃገራዊ ቴሌቪዥን እታ ሃገር ገሊፃ። እታ ሄሊኮፕተር፥ ትማሊ ኣጋምሸት ኣብ ሰሜን ክፋል እታ…

ማንቸስተር ሲቲ ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ 2023/24 ኮይና። ሎሚ መዓልቲ ፍፃኡ ዝረኸበ ውድድር ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ 2023/24÷ ማንቸስተር ሲቲ ንዌስትሃም 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ኢያ ሻምፒዮና ምዃና ክተረጋግፅ ክኢላ…

“ፕሬዚዳንት ኢራን ሓዊሱ ላዕለዎት ሰብ መዚ እታ ሃገር ፅዒና ነይራ” ዝተባህለት ሄሊኮፕተር ከምዝተሓንሸሸት ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ፕሬዚዳንት ኢራን ሓዊሱ ላዕለዎት ሰብ መዚ እታ ሃገር ፅዒና ነይራ” ዝተባህለት ወታደራዊት ሄሊኮፕተር ኣብ ምብራቕ ኣዘርባጃን ከምዝተሓንሸሸት መራኸብቲ ሓፋሽ ፀብፂበን። ከም ፀብፃ ቴህራን ታይምስ እንተኾይኑ÷ ኣብ በረራ ዝነበራ ሰለስተ ሄሊኮፕተራት…

ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዓመተ 2023/24 ሎሚ ምሸት መፈፀምትኡ ክረክብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘበነ ውድድር 2023/24 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሰዓት 12፡00 ብተመሳሳሊ ሰዓት ብዝግበሩ ፀወታታት ክዛዘም ኢዩ። መሪሕ እቲ ሊግ ማንቼስተር ሲቲን እናተኸተለት ትርከብ ጋንታ ኣርሰናልን ፅዋዕ ናይ ምዕታር ዕድል ሒዘን ኣብ ሜዳአን…

ሚኒስቴር ጥዕና 400 ሺሕ ዶላር ዋጋ ዘለዎም ማሽናት ሕክምና ብሓገዝ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንዴሽን ሪች ኣናዘር ብ400 ሺሕ ዶላር ዝደጎም ሓሙሽተ ማሽናት መሕከሚ ሓንጎል ህፃናት (ኢንዶስኮፒ) ንሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ፡፡ እቶም ማሽናት ኣብ ውሽጢ ሓንጎል ህፃናት ዝጠራቐም ማይን ካልኦት ሕክምና ሓንጎል ህፃናትን ብኢንዶስኮፒ ናይ…