Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ሪፐብሊክ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ በርክ ባራን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድመ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ጠሚቶም ተመያይጦም። ክልቲኦም ኣካላት ኣብ ኢኮኖሚያዊ ርክብ እተን…

ውፅኢት ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ዝመፅእ ሰኑይ ዕላዊ ከምዝኸውን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ዝመፅእ ሰኑይ ዕላዊ ከምዝኸውን ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ኣብ መላእ ሃገር መልቀቂ ፈተና 12 ክፍሊ ንምውሳድ ካብ ሞንጎ ዝተመዝገቡ 701 ሺሕን 749 ተምሃሮ 97 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ…

ናይ ለውጢ መንግስቲ ንሕቶ ዓርሰ ምሕደራ ህዝቢታት ምላሽ ሂቡ ኢዩ – ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሸገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ለውጢ መንግስቲ ንሕቶ ዓርሰ ምሕደራ ህዝቢታት ምላሽ ሂቡ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም። እቶም ኣፈ-ጉባኤ ኣብ 1ይ ዓመት በዓል ምስረታ ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ተገኝተው…

ተመክሮታት ብምውሳድ ንቐፃሊ ዓወታት ምዕጣቕን ልዑል ተስፋ ምስናቕን ይግባእ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመክሮታት ብምውሳድ ንቐፃሊ ዓወታት ምዕጣቕን ልዑል ተስፋ ምስናቕን ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ 1 ጳጉሜን “ናይ ምሽጋር ዕለት” ኣመልኪቱ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ዘተን ኣፍልጦን…

እዚ ምብራቕ ኣብ መላእ ሃገር ብምውፋር ዶብ ዘኽበረ ጅግና እዚ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓደ ኣካል ሰራዊት ምክልኻል ዝኾነ እዚ ምብራቕ ኣብ ምብራቓዊ ከባቢ ሃገርና ጥራሕ እንተይተወሰነ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብምውፋሩ ዶብ ኢትዮጵያ ዘኽበረ ጅግና እዚ ከምዝኾነ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡…

ዓወት ግድብ ህዳሰ ካብ ድኽነት ናብ ምዕባለ ናይ ምስጋር ትምሳሌት ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝበፅሖ ብርኪ ዓወት ካብ ድኽነት ናብ ምዕባለ ናይ ምስጋር ተምሳሌት ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። 1 ጳጉሜን 1 2016 ዓ.ም እዚ ዓመት መዓልቲ ምሽጋር…

ኣብ ኬኒያ ኣብ ቤት ትምህርቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት 17 ተምሃሮ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ኣብ ሓደ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወት 17 ተምሃሮ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ኣብ ማእኸላይ ኬንያ ኣብ ዝርከብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሂል ሳይድ ዘጋጠመ እንትኸውን÷ በቲ ሓደጋ ካብ ሕልፈት…

መዓልቲ ምስጋር ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ጳጉሜን - መዓልቲ ምስጋር “ናይ ምስጋር ጥሪታት፣ ዓቕሚ ዓዱሽ ብርሃን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት ኢትዮጵያ ንምስጋር ብዝተገበሩ ፃዕሪታት ዝተረኸቡ ዓወታትን ኣብቲ ከይዲ ዘጋጠሙ ማሕለኻታትን ዝሕሰቡሉ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኤቪ ዳይን ኤሮ ሰርቪስ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ኤቪ ዳይን ኤሮ ሰርቪስ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው መስ ሓለፍቲ እቲ ኩባኒያ ተፈራሪሞም። እቲ…

1 ጳጉሜን  ናይ ምሽጋር ዕለት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ናይ ምሽጋር ጥሪታት፤ ዓቕሚታት ሓዱሽ ብርሃን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 1 ጳጉሜን  ናይ ምሽጋር ዕለት ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት እንትኽበር ኢትዮጵያ ነምሽጋር በዝተገበረ ፃዕሪታት፣ ዝተረኸቡ ዓወታትን ኣብ ከይዲ ዘጋጠሙ ብድሆታትን ይዝከሩ ኣለዉ።…