Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ፋይናንስ ናውቲታት ካፒታል ኢትዮጵያ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ፋይናንስ ናውቲታት ካፒታል ኢትዮጵያ ተጣይሹ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ፣ ሓለፍቲ ስራት ሚኒስቴር ገንዘብን መዳርግቲ ትካላትን ተረኺቦም። ምጥያሽ እቲ ማሕበር፥ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚኒኬሽንን ኮንስትራክሽንን(ሲሲሲሲ) ካምፓኒ ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚኒኬሽንን ኮንስትራክሽንን(ሲሲሲሲ) ካምፓኒ ቻይና ዋንግ ቶንግዙን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕባራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መላእ ሃገርና ኣብ ዘለዉ…

ቻይና ኣብ ከባቢ ታይዋን ወተሃደራዊ ልምምድ ምግባር ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ከባቢ ታይዋን ወተሃደራዊ ልምምድ ነፈርቲን ባሕሪን ምግባር ጀሚራ። እቲ ልምምድ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ቻይና ኣብ እዋን ሹመቶም ሉእላውነት ታይዋን ክሕሉ ኢየ ብምባል ቃል ምእታዎም ስዒቡ ዝተወሰደ ልምምድ…

ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ተሳትፎ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ንከጠናኽሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣካቢ ቤት ምኽሪ ንግዲ ስዑዲ ዓረብ ሓሰን ሙጂብ ኦል ህዋይዚ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ተሳትፎ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ንከጠናኽሩ ኣምባሳደር ታዬ…

ምዕሩይን ሓመለዋይን ከባቢ  ዘካትተ  ሓዱሽ ህንፀት መንበሪ ህንፃ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ መስከረም ንምዝዛም ሎሚ ጀሚርና- ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)  

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ቅድሚ ሽዱሽተ ዓመት ዝጀመርናዮ ምንቅስቓስ ህንፀት መንበሪ ኣባይቲ ትሑት እቶት ናይ ዘለዎም ምናልባት ናይ መወዳእታ ስፍራ ንምህናፅ ድልዊ ናይ ምግባር ስራሕ ተሰሪሑ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።…

1 ሺሕን 199 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 199 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ መንጎ እቶም ተመለስቲ፥ 19 ደቂ ኣኒስቲዮ፣ 21 ህፃናትን 12 ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ዝኾኑ ሰገናትን ከምዝርከቡዎም ኣብ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዝምድና ዝውውር ሰራሕተኛ ዶሃ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዝምድና ዝውውር ሰራሕተኛ ዶሃ ትሳተፍ ኣላ። እቲ መድረኽ ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ሃገራት ባህረ ሰላጤን ኣፍሪካን ዘሎ መትእስሳር ዝውውር ሰራሕተኛ ከብ ንምባልን ብምትሕብባር ንምስራሕን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ…

ኩባንያ ማክተር ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨሰት ምግባር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማክተር ዝተብሃለ ኩባንያ ፓኪስታን ኣብ ፓርኪ ኢንዱስትሪ ቂሊንጦ ብዓውዲ  ፋርማሲዩቲካል ኢንቨሰት ምግባር ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ፕሬዚዳንት ኩባንያ ማክተር ዶክተር…

ዘየቋርፅ ቀረብ መድሓኒት “ካንሰር” ንክህሉ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘየቋርፅ ቀረብ መድሓኒት “ካንሰር” ንክህሉ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ቀረብ እቲ መድሓኒት ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተሳሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ደረጄ ድጉማ፥ ካንሰርን ካንሰር ምልቆ ማህፀንን ዝበሉ…

ኢትዮጵያ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ልዑል ጠመተ ብምሃብ ትሰርሕ ኣላ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ ልዑል ጠመተ ብምሃብ ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ስራሕቲ ህንፀት ዲጂታል ኢኮኖሚ  ኢትዮጵያ ዝምልከት ኣብ ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ዘለዎ ከይዲ ፈተናታትን…