Fana: At a Speed of Life!

ኣካላትን መለዋወጢ ናውቲን ኣውሮፕላን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ምፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናሽናል ኮርፖሬሽን ልምዕት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዝተብሃለ ሃገር ቦቆል ኢንቨስትመንት ግሩፕ  ኣካላትን መለዋወጢ ናውቲን ኣውሮፕላን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ምፍራይ ዘኽእል ስምምዕነት ኸቲሙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ ታደሰ፥ እቲ ስምምዕነት…

ቴክኒካል ጉጅለ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኩባ ኣብ ፋብሪካታት ሽኮር ኦሞ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴክኒካል ጉጅለ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኩባ ኣብ ፋብሪካታት ሽኮር ወንጂ ሸዋን መተሃራን ስርሑ ብምዝዛም ኣብ ፋብሪካታት ሽኮር ኦሞ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። ሓፈሻዊ ኣካያዲ ስራሕ ቁፅሪ ሓደን ሰለስተን ፋብሪካ ሽኮር ኦሞ ጥበቡ ማሞ፥ እቲ ቴክኒካል ጉጅለ…

ኣብ ምፍፃም መደባት ዘሎ ውስንነት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዝኸፍአ ሓደጋ ከየእቱ ዝለዓለ ጠመተ ብምሃብ ክስራሕ ይግባእ- ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ክሳብ ወረዳ ዘሎዉ ኣመራርሓ መንግስቲ ዝተሳተፉሉ ክልላዊ መድረኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሒዝዎም ዝተበገሰ ኩለ መዳይ መደባት ልምዓት፣ ምርግጋፅ ፍትሒን…

ሃገር ናብ መዋጥር ንምእታው ፈቲኖም ዝነበሩ ሓይሊታት ስግኣት ናብ ዘይኾኑሉ ብርኪ በፂሖም- ጄኔራል ኣበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገርና ብዝተፈላለዩ ኣንፈታት ናብ መዋጥር ንምእታው ፈቲኖም ዝነበሩ ሓይሊታት ስግኣት ናብ ዘይኾኑሉ ብርኪ ኣብፂሕናዮም ኢና ከብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም። ማእኸል መሰልጠኒ ኮማንዶን…

ሰላም ሃገርና እናጠናኸርና ክንቅፅል ኢና-ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ፖሊስ ካባና ትፅቢት ዝግበር ሓላፍነት እናተዋፃእና ሰላም ሃገርና እናጠናኸርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም። መበል 16 ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ዋና ቤት…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ሮም ኣብ ዝርከብ ምስለ ቅርፂ ኣበበ ቢቂላ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ሮም ኣብ ዝርከብ ምስለ ቅርፂ ኣትሌት ኣበበ ቢቂላ ዑደት ገይሮም። ብዝለዓለ ስነ ጥበብ ዝተሰርሐ እቲ ምስለ ቅርፂ፥ 23 ሓምለ 2023 ዓ.ም.ፈ ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

መተሓባበሪ ኮሚቴ ብሔራዊ ሚኒስትራት ብሪክስ ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ኣኼብኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መተሓባበሪ ኮሚቴ ብሔራዊ ሚኒስትራት ብሪክስ ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ኣኼብኡ ኣካይዱ። ዕላማ እቲ ኣኼባ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ብሪክስ ዘለዋ ተሳትፎ መግምጋምን ቀፀልቲ ስራሕቲ በዝምልከት ኣንፈታት ምቕማጥን ኢዩ ተባሂሉ። ኣካቢ እቲ ኮሚቴን…

ኣዲስ ኣበባ ኣብነት ምዕባለ ንምግባር ዝተጀመረ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅለሉ ኢና-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣብነት ምዕባለ ንምግባር ዝተጀመረ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅለሉ ኢና ከብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ መበል ታሽዓይ ከተማዊ ኤግዚብሽን ምህዞን ሳይንስን ተምሃሮ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ምኽፋተን…

ኣፍሪካ ኣብ ምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ዓለም ዘለዋ ግደ ክተበርኽ ይግባእ-ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፥ ኣፍሪካ ኣብ ምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ዓለም ዘለዋ ግደ ንክተበርኽ ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውሕመ መደረ ዘስምዑ እቶም ዋና ፀሓፊ፥ ተሳትፎን ኣመራርሓን ኣፍሪካ…

ዩኒቨርስቲ መቐለ ዓውደ መፅናዕቲ ሕውየት ትምህርቲ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ኣብ ዙርያ ሕውየት ዓውደ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝጥምት ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ መቐለ የሳልጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ድሕሪ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኵናት ኣብ ዓውደ ትምህርቲ እቲ ክልል የጋጥሙ ዘለዉ ፈተናታትን ብቐፃልነት እቲ…