Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ምስ መላእ ኣመራርሓ እታ ከተማ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ መላእ ኣመራርሓ እታ ከተማ ተዛቲየን። እተን ከንቲባ ነዚ ስዒቡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ "ልመናን ጠለብ ርዳእታን ምትራፍ፣ ዕድል ስራሕ ብስፍሓት ምፍጣርን ፅዕንቶ…

ውሕመ ምንቅስቓሳት ልምዓት ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ቆራፅነቱ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ምንቅስቓሳት ልምዓት ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ዝገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ውሕመን መተሓባበሪ…

3 ቢሊየን ዶላር ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓሰርተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት 3 ቢሊየን ዶላር ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ምስሓብ ከምዝተኽኣለ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ሃና ኣርያስላሴ ገሊፀን። ሃና ኣርያስላሴ÷ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምችውቲ መብፅሒት ኢንቨስትመንት ንምግባር ፍሉይ…

ዓለም ለኸ ዓውደ-ምርኢትን ሲምፖዚየምን ካብ ድሕሪ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ዓውደ-ምርኢትን ሲምፖዚየምን ካብ ድሕሪ ፅባሕ 22 ክሳብ 24 ግንቦት 2016 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ንካልኣይ ግዘ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሚሊኒየም ኣዳራሽ ከምዝካየድ ተገሊፁ። “ኢትዮጵያ ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ…

ቻይና ብቐይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዝሓልፋ መርከባት ንግዲ ዝግበር መጥቃዕቲ ደው ንክብል ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ብቐይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዝሓልፋ መርከባት ንግዲ ዝግበር መጥቃዕቲ ደው ንክብል ሓቲቶም። እቶም ሚኒስትር፥ ሎሚ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ የመን ኣብ ቤጂንግ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኢዩ እቲ ሕቶ ኣቕሪቦም። ኣብቲ…

ሰብ ሃፍቲ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚነስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ሰብ ሃፍቲ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ፎረም ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ቱርክ ኣብ ኢስታንቡል ተኻይዱ። ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ኣብ…

ልኡኽ ኢንቨስትመንት ፓኪስታን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንምዕዛብ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ልኡኽ ኢንቨስትመንት ፓኪስታን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣካይዱ። ነቶም ኣባላት ሓፈሻዊ ከይዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ዝጠመተ መብርሂ ከምዝተገበረሎም ኣብ ኮርፖሬሽን ልምዓት…

ሃገሮም ብውትድርና ንምግልጋል ዝደለዩ መናእሰይ ናብ ትካል መሰልጠኒ ተፋኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ኣብ 2016 ዓም ካልኣይ ዙር ምልመላ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንሃገሮም ብውትድርና ንምግልጋል ዝደለዩ መናእሰይ ናብ ትካል መሰልጠኒ ተፋኒዮም። ኣብቲ እዋን ምፍናው ርኢቶኦም ዝሃቡ መናእሰይ÷ ”ናብ ራዊት ምክልኻል ዝተፀምበርና…

ጎስጓስ “ውቁባት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ” ኣብ ክልል ኣምሓራ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ መርሃ ግብሪ ምጅማር ጎስጓስ "ውቁባት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ" ኣብ ከተማ ባህርዳር ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌደራልን ክልልን ተረኺቦም። ኣይተ ኣረጋ…

ኢትዮጵያን ኩዌትን ሰነድ ስምምዕነት ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ዓዲ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኩዌትን ሰነድ ስምምዕነት ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ዓዲ ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚልን ኣምባሳደር ኲዌት ኣብ ኢትዮጵያ ናይፍ ሃኘስ ኣል ኦይታይቢ ክታሞም ኣምቢረሙሉ። እቲ ስምምዕነት፥…