Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ታዬ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኒውዝላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኒውዝላንድ ዊንስተን ፒተርስ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ብዛዕባ ዝውገኑ ፖለቲካዊን ኢኮኖሚዊን…

ኢትዮጵያ ዓሚቕ ሃፍቲ መዓድን ስለዘለዋ ኣብቲ ዓውዲ ምትእስሳር ንምፍጣር ክንሰርሕ ኢና – ልኡኽ ፓኪስታን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓሚቕ ሃፍቲ መዓድን ስለዘለዋ ኣብቲ ዓውዲ ምትእስሳር ንምፍጣር ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ኣባላት ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ፓኪስታን ገሊፆም። ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)ን ፓኪስታን ኣባላት ልኡኽ ንግዲን ኢንቨስትመንትን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሌዥ ካብ ቀዳሞት ናይ ፅዕነት መገዲ ኣየራት ምዝተሰርዐ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ፅዕነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂየም ከተማ ሌዥ ካብ ቀዳሞት ናይ ፅዕነት መገዲ ኣየራት ምዝተሰርዐ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ልዕሊ 160 ሺሕ ቶን ፅዕነት ካብ ከተማ ሌዥ ናብ ዝተፈላለያ…

ምልኣተ-ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልኣተ-ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ። ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ዓመት ክልተ ግዘ ጉባኤ የካይድ። እቲ ቀዳማይ ጉባኤ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ዝግበር…

ኣትሌት ሱቱሜ ኣሰፋ ናብ ጉጅለ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ተፀምቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሱቱሜ ኣሰፋ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ኢትዮጵያ ብምውካል ናብ ዝሳተፍ ጉጅለ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ተፀምቢራ። እታ ኣትሌት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ 8 ግንቦት ኣብ ኦሊምፒክ ፓሪስ ንኢትዮጵያ ብማራቶን ዝውክሉ ኣትሌታት ሽም ዝርዝር ዕላዊ…

እዚ ናይ ዘተ ምዕራፍ ኣብ ዝቕፅል ጉባኤ ዘተ ንዝለዓሉ መሰረታዊ ጉዳያት ቁልፊ ግደ ኣለዎ – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ክልላዊን ምምሕዳር ከተማን ዘተ ምዕራፍ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ፡፡ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ÷ እቲ ኮሚሽን ብሕቶ ምሁራን፣ ልሂቃንን ዝተፈላለዩ ትካላት ፖለቲካን…

ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዓውዲ መድሓኒትን ጨርመርቂን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዝተፈላለዩ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ መድሓኒትን ጨርመርቂን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ኣፍሊጦም። ልዕሊ 80 ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ዘካተተ ልኡኽ ምንቅስቓስ ስራሕቲን መሰረተ ልምዓትን ፓርክ ኢንዱስትሪ ቂሊንጦ፣ ቦሌ…

ኣይተ መላኩ ምትሕብባር መንግስቲን ዘፈር ውልቀን ዓውዲ ምፍራይ ንምዕባይ ወሳኒ ከምዝኾነ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር መንግስቲን ዘፈር ውልቀን ዓውዲ ምፍራይ ንምዕባይ ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ኣብ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝረኣዩ ፀገማት ዝጠመተ መድረኽ ምይይጥ መንግስቲን ዘፈር ውልቀን ይካየድ ኣሎ። ኣይተ…

ክልላት ዝተመጣጠነ ዕቤት ንኽህልወን ጥንኩር ስርዓት ምሕደራ ሓበራዊ ኣታዊ የድሊ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ዝተመጣጠነ ዕቤት ንኽህሉ ክፍፍል ኣታዊን ምምሕልላፍ ስልሒትን ግልፂን ሓበራዊ ተረባሕነት መሰረት ዝገበረ ክኸውን ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን÷ ምሕደራ ሓበራዊ ኣታዊ ክፍፍልን…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምዕራፍ ልዝብ ክልልን ምምሕዳር ከተማን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ምዕራፍ ልዝብ ክልልን ምምሕዳር ከተማን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክጅመር ኢዩ ተባሂሉ። እቲ መድረኽ ን7 መዓልታት ዝፀንሕ ኢዩ። ፈለማ ንልዝብ ዝቐርቡ ተሳተፍቲ ብዘተን ምይይጥን ሓሳባት ኣጀንዳ…