Fana: At a Speed of Life!

መላእ ኢትዮጵያዊያን እንኳዕ ን3 ጳጉሜ መዓልቲ ሉኣላዊነት ብሰላም ኣብፀሐኩም ! – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣመልኪቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፊ። እቲ ዕለት፥ “ህብር ንኩለመዳያዊ ሉኣላዊነት” ብዝብል ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ…

ሉኣላዊነትና ሓሊና ምንባርና የኹረዐና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

"ሉኣላዊነትና ሓሊና ምንባርና የኹረዐና። ናይ ግዝኣት ሉኣላውነት ንበይኑ ደው ከምዘይብል ግን ተረዲእና ኣለና። ሉኣላውነት ኩለ መዳይ ክኸውን ኣለዎ። ናይ ምግቢ ሉኣላዊነት፣ ናይ ቴክኖሎጂ ሉኣላዊነት ፣ ናይ በጀት ሉኣላዊነት፣ ናይ ሃገር ሉኣላዊነት ብፅንዓት ደው ዘብሉ ኢዮም። እዞም ናይ…

3 ጳጉሜን – መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ጳጉሜን - መዓልቲ ሉኣላዊነት ኣብ ክልላት ኣምሓራ፣ ዓፋር፣ ሶማሌ፣ ሃረሪ፣ ሲዳማ፣ ጋምቤላ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ደቡብ ኢትዮጵያን ማእኸላይ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ ዕለት "ህብር ንኹለመዳያዊ ሉኣላዊነት" ብዝብል…

ኢትዮጵያ ብደምን ዓፅሚን ዝፀንዐት ካብ ኣቦታት ዝተረከብናያ ሉኣላዊት ሃገር ኢያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገርና ኢትዮጵያ ብደምን ዓፅሚን ዝፀንዐት ካብ ኣቦታት ዝተረከብናያ ሉኣላዊት ሃገር ኢያ ክብላ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ "ሎሚ መዓልቲ 3 ጳጉሜን ኣብ መዓልቲ ሉኣላዊነት "ህብር…

ብሓደጋ ትራፊክ 14 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቡኖ በደሌ ወረዳ በደሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 14 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ኣይስዙ ሰባት ሰቒሉ እንትጓዓዝ ብሰንኪ ምግልባጡ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ 14 ሰባት ህይወቶም ዝሓለፈ እንትኸውን፥ መበገሲ እቲ…

እዚ ምብራቕ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ናይ 5 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። “ናይ ምብራቕ ዋግዋጎ ናይ ኢትዮጵያ ወተሃደራት ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እዚ ምብራኽ መበል 47…

2 ጳጉሜን ናይ ሪፎርም ዕለት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሪፎርም ንዝለዓለ ኣገልግሎት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 2 ጳጉሜን 2 ናይ ሪፎርም ዕለት ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። ከም ሃገር ዘጋጠሙ ናይ ፖለቲካ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያውን ስብራታት ንምፅጋን ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ንምርግጋፅ ኣብ…

እንቋዕ ን2 ጳጉሜን መዓልቲ ሪፎርም ኣብፀሐኩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንቋዕ ን2 ጳጉሜን መዓልቲ ሪፎርም ኣብፀሐኩም ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ 2 ጳጉሜን 2016 ዓ/ም፣ ናይ ሪፎርም ዕለት “ሪፎርም ንዝለዓል ኣገልግሎት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር…

ምስረታ በዓል መበል 47 ዓመት እዚ ምብራቕ ኣብ ሃረር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስረታ በዓል መበል 47 ዓመት እዚ ምብራቕ ኣብ ሃረር ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ናብ ምብራቕ ዋግ ዋጎ ናይ ኢትዮጵያ ወተሃደራት ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብ ሃደር ኢማም ኣሕመድ ስታዲየም ይካየድ ኣብ ዘሎ ስነስርዓት…

ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ሰነድ ቃልኪዳን ከተማነት ኣፍሪካ ብምውፃእ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝፀንሐ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ሰነድ ቃልኪዳን ከተማነት ኣፍሪካ ብምውፃእ ተዛዚሙ። "ዘላቒ ምኽታም ንትራንስፎርሜሽን ኣፍሪካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ እናተኻየደ ዝቐነየ…