Fana: At a Speed of Life!

ቀፃሊ ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ዝበለፀን ጥንኩርን ኮይኑ ከምዝቕፅል ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀፃሊ ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ዝበለፀ ጥንኩርን ኩለመዳያዊን ኮይኑ ከምዝቕፅል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ “ፕሬዝዳንት ዩን ሱክ ይኦል…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማእኸል ዝኽሪ ዘመትቲ  ኢትዮጵያ ኲናት ኮሪያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ሓወልቲ ዝኽሪ ኲናት ኮሪያ ሕቑፊ ዕምበባ ብምቕማጥ ኣብ ማእኸል ዝኽሪ ዘመትቲ  ኢትዮጵያ ኲናት ኮሪያ ዑደት ገይሮም። ኣብ ደቡብ ኮርያ ከተማ ቹንቺዮን እንትበፅሑ ድማ ድሙቕ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብዘይኣግባብ ተወሲዱ ካብ ዝነበረ ገንዘብ እቲ 98 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ከምልስ ከምዝኸኣለ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ሲስተም ምምሕያሽ ተተሓሒዙ ብዘይኣግባብ ተወሲዱ ካብ ዝነበረ 801 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ገንዘብ እቲ 98 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ወይ እውን 792 ነጥቢ 71 ሚሊየን ብር ከምልስ ከምዝኸኣለ ገሊፁ። ዝተረፈ ገንዘብ ናይ ምምላስ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት እቲ…

ፊልድ ማርሻል ብርሄኑ ጁላ ኣብ ወታደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሰልጠንቲ ሕፁያት መኮንናት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሄኑ ጁላ ኣብ ወታደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሰልጠንቲ ሕፁያት መኮንናት ተዓዚቦም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ዑደቶም÷ "ሃገርና ዝመርሑ ዓበይቲ መራጀሕቲ ኣብ ዝሰልጠኑሉ ወታደራዊ ኣካዳሚ…

ሚኒስቴር ትምርቲ ሃገር ለኸ መጠቓለሊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምርቲ ብመርበብ ሓበሬታ (Online) ዝወሃብ ሃገር ለኸ መጠቓለሊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ። ንፈለማ እዋን ብመርበብ ሓበሬታ ዝወሃብ ሃገር ለኸ መጠቓለሊ ፈተና 12 ክፍሊ÷ ወረቐት ኣልቦ ብምግባር ሓደ ምዕራፍ ዲጂታል…

ሓማስ እስራኤል ዘቕረበቶ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ሓሳብ ብእወንታ ከምዝርእዮ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓማስ እስራኤል ዘቕረበቶ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ሓሳብ ብእወንታ ከምዝርእዮ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ፈለማ እቲ ትልሚ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባዊ ምግባር፣ ወተሃደር እስራኤል ህዝቢ ካብ ዝበዝሓሎም ከባቢታት…

ጥረ ኣቑሑ ውሽጢ ዓዲ ብምጥቃም ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን ብስፍሓት ይፈሪዩ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥረ ኣቑሑ ውሽጢ ዓዲ ብምጥቃም ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን ብስፍሓት ይፈሪዩ ከምዘለዉ ኢንስቲትዩት ልምዓት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክስታይልን ፋሽንን ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ዩኒቨርሲቲ ባህር ዳር፥ “ከይዲ ሰንሰለት ጡጥ፣ ጨርቃ…

ዘተ ንኹሉ ተዓዋቲ ዝገብር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘተ ንኹሉ ተዓዋቲ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ኲናት ነቢርናሉ ኢና፤ ዝተወሰኑ ፀገማትና ፈቲሕናሉ ኢና። ’ኣብዮት’ ደጋጊምናዮ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ግብረ ራዕዲነትን ዶብ ተሳጋሪ ገበናትን ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መረዳእታን ድሕንነትን ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ግብረ ራዕዲነትን ዶብ ተሳጋሪ ገበናትን ብሓባር ንምክልኻል  ተስማዕሚዐን። ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ ደቡብ ኮሪያ ዑደት ስራሕ…