Fana: At a Speed of Life!

ካብ መስቀል ኣደባባይ ናብ ቦሌ ዝወሰድ መገዲ ብምኽኒያት ስራሕቲ ልምዓት ብኽፋል ከምዝዕፆ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መስቀል ኣደባባይ ናብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ዝወስድ መገዲ ብምኽኒያት ስራሕቲ ልምዓት ብኽፋል ከምዝዕፆ ተገሊፁ። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሎ፥ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደርን ምንፃፍ ፀሊም ፅርግያን እቲ መገዲ ንተሽከርከርቲ ዕፁው ኮይኑ ኣሎ።…

ኣብ ምውፋር ስራሕ ሃገራት ዓረብ ዝተዋፈሩ ዘይሕጋዊ ደለልቲ ንዜጋታት ናብ ክሳራ የቃልዑ ከምዘለዉ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምውፋር ስራሕ ሃገራት ዓረብ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ዝበፅሕ ጉድኣትን ክሳራን ንምክልኻል እናተሰርሐ ይኹን እምበር ሕዚ እውን ዘይሕጋዊ ደለልቲ ኣሉታዊ ፅዕንቶ እናብፅሑ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ዜጋታት ዝሐሸ ኣታዊ ንምርካብ፣ ናብራኦም ንምምሕያሽን…

ዓለም ለኸ ኦዲት ድሕንነት ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኦዲት ድሕንነት ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። ብሰብ ሞያ ኦዲት ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል አቪዬሽን/ኣይ ሲ ኤ ኦ/ ዝካየድ እቲ ኦዲት፥ ድሕሪ 12 ዓመታት ንፈለማ እዋን ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ። ምክትል ዋና…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናብ ጊኒ ቢሳው ኣምሪሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጊኒ ቢሳው ትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ንምግባር ናብ ከተማ ቢሳው ኣምሪሓ። 23 ተፃወትቲ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ኣዲስ ኣበባ ብቶጎ (ሎሜ) ኣቢሉ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ከተማ ቢሳው…

ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ቅልጡፍ ሰዓት ዓለም እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዊድን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ወናኒ ክብረ ወሰን ዓለም ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ቅልጡፍ ሰዓት እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ። ብመሰረት እዚ ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ 8 ደቒቕ…

መናእሰይ ጊዘኦም ብምንባብን ወለንታዊ ኣገልግሎትን ንከሕልፉ ብዕቱብ ክንሰርሕ ይግባእ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ምንባብ ባህሊ መፃሕፍቲ እውን ኩሉ ግዘ ኣብ ገዛ ዝርከቡ ንክኾኑ ከም ሃገር ክንሰርሕ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዝሰኸነ፣ ዝሓስብን…

ኣብ ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ዳዊት ወልዴ እንትዕወት ጥሩነሽ ዲባባ 3ይቲ ወፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ከተማ ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ እንትዕወት ኣትሌት ውርይቲ ጥሩነሽ ዲባባ 3ይቲ ወፂኣ። ጥሩነሽ ዲባባ እቲ 10 ኪሎ ሜትሮ ብ30 ደቒቕ 03 ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው 3ይ ደረጃ ብመሓዝ…

ኬልያን ኤምባፔ ሪያል ናብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ብዕሊ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳዊ ተፃታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ኬልያን ኤምባፔ ብናነፃ ዝውውር ናብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ብዕሊ ተፀምቢሩ፡፡ ምስ ፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴን ዠርሜ (ፒ ኤ ሲ ጂ) ዝነበሮ ውዕሊ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 30 ሰነ 2024 ዝዛዘም ኤምባፔ÷ ብሓሙሽተ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ሲንጋፖር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ከተማታት ዓለም ይሳተፋ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ሲንጋፖር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ከተማታት ዓለም ይሳተፋ ኣለዋ፡፡ እቲ ጉባኤ ከተማታት ንነበርተን ምቹዋትን ሓምለዎትን ብምግባር፣ ብኽለት ኣየር ምክልኻልን ቅልጡፍ ለውጢን ማእኸል…

ሕጋዊ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገር ናብ ኣውሮፓን እስያን ንምስፋሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕጋዊ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገር ካብ ሃገራት ማእኸላይ ምብራቕ ብተወሳኺ ናብ ሃገራት ኣውሮፓን እስያን ንምስፋሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ምስ ሃገራት ሕጋዊ ስምምዕነት ምውፋር ስራሕ ብምግባር ዝሰልጠነ…