Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ሕጊ ጥዕና ንሃንደበታዊ ለበዳ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ይሕግዝ ኢዩ- ዶ/ር መቅደስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕያሽ ተገይሩሉ ዝፀደቐ ዓለም ለኸ ሕጊ ጥዕና ንሃንደበታዊ ለበዳ ሓደጋ ጥዕና ሕብረተሰብ ህፁፅ ምላሽ ንምሃብ ይሕግዝ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ኣብ ጄኔቫ ስዊዘርላንድ ክካየድ ዝፀንሐ መበል 77 ጉባኤ ጥዕና…

መዳርግቲ ኣካላት ኣጀንዳታቶም ፈልዮም ዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናካየዶ ዝርከብ ምዕራፍ ዘተ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 6ይ መዓልቱ ሎሚ እውን ቀፂሉ ውዒሉ፡፡ ሓሙሽቲኦም መዳርክቲ ኣካላት ዘተ ትማሊን ሎሚ መዓልቲ ቅድሚ ሰዓትን ኣብ ዝነበረ መርሃ-ግብሪ ናይ ኣጀንዳ…

ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ቡን 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ 210 ሺሕ ቶን ፍርያት ቡን 1 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣዱኛ ደበላ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኢትዮጵያ ናብ…

ዝሕደስ ኢነርጂ ብንብረት ኣየር ዘይብዳህ ኢንዱስትሪ ብምድንፋዕ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘቀላጥፍ ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ፣ ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲታት ዝሕደስ ኢነርጂ ብንብረት ኣየር ዘይብዳህ ኢንዱስትሪ ብምድንፋዕ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘቀላጥፍ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ፣ ኢ/ር) ገሊፆም። ‘’ዝተቐላጠፈ ምሕዝነት ንልምዓት ዝሕደስ ኢነርጂ ኣብ ኣፍሪካ’’ ብዝብል…

መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ስታርትኣፕ ኣዋርድስ ኢትዮጵያ ይካድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ስታርትኣፕ ኣዋርድስ ኢትዮጵያ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ካልኦት…

ሜክሲኮ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት መሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክላውዲያ ሺንባም ኣብ ታሪኽ ሃገረ ሜክሲኮ ብልዑል ድምፂ ብምስዓር ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ብምዃን ተመሪፀን። ክላውዲያ ሺንባም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1 ጥቅምቲ ንኣንድሬስ ማኑኤል ሎፔዝ ኦብራዶርን ብምትካእ ፕሬዚዳንት ክኾና…

ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ፋኦ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል መግብን ግብርናን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ፋኦ) ዘቲዮም። እቲ ዘተ ብቐንዱ፥ ምቕራብ ደገፍ ቴክኒክ፣ ኮሪደራት መስኖ፣ መምርሒታትን ማዕቐፋት ሕጊን ፕሮጀክት ፍላግሺፕ…

ኤንዞ ማሬስካ ኣሰልጣኒ ጋንታ ቼልሲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 44 ዓመት ጣልያናዊ ኣሰልጣኒ ኤንዞ ማሬስካ ንጋንታ ቼልሲ ብዋና ኣሰልጣንነት ንምምራሕ ብዕሊ ክታሙ ኣንቢሩ፡፡ ካብታ ጋንታ ንዝተሰናበተ ኣሰልጣኒ ሞሪሲዮ ፖቼቲኖ ብምትካእ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2029 ነታ ጋንታ ንምስልጣን ዝፈረመ…

ኣብ ትግራይ ብወፍሪ ሓምለዋይ ልምዓት ልዕሊ 31 ሚልየን ፈልስታት ክትከል ኢዩ-እያሱ ኣብርሃ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 31 ሚልየን ፈልስታት ንምትካል ትልሚ ከምዝተትሓዘ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ወፍሪ ሓምለዋይ ልምዓት ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል መድረኽ ዘተ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን…

ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ልዕሊ 8 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ንቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኢትዮጰያ ን16 ሓፈሻዊ ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ነፍሲወከፈን ዘውዕል 10 ላፕቶፕን 3 ራውተርን ብሓገዝ ንቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ከምዘረከበ ተገሊፁ። ኣብ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ጊዚያዊ ሓላፊ ዝምድናታትን ቁፅፅር ቢዝነስን ኣይተ ሲሳይ…