Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ሲንጋፖርን ኢኮኖሚያዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሲንጋፖርን ኣብ ፋይናንስን ኢኮኖሚን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ቆራፃት ከምዝኾና ኣረጋጊፀን፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሚኒስትር ቤት ፅሕፈት፣ ብሄራዊ ልምዓት ሪፐብሊክን ሚኒስትር ገንዘብን ኢንድራኒ ራጃህ ተዛቲዮም፡፡…

ኢትዮጵያን ሲንጋፖርን ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሲንጋፖርን ክልተኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻርን ሓደሽቲ ዓውዲታት ምትሕብባር ንምጥንኻርን ከምዝተስማዕማዓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ንኽዛዘም ቻይና ትገብሮ ሓገዝ ብ26 ሃገራት ሓገዝ ረኺነቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን እናተኻየደ ዝርከብ ኲናት ንኽዛዘም ቻይና ትገብሮ ፃዕሪ 26 ሃገራት ሓገዘን ከምዝገለፃ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይ ከምዝገለፁዎ÷ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ፖለቲካዊ መፍትሒ ንኽረክብ ብቻይናን…

ስዑድ ዓረብ ኣበ መሰረተ ልምዓት ባቡርን ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየርን ምስ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ከምትደሊ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑድ ዓረብ ኣበ መሰረተ ልምዓት ባቡርን ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየርን ምስ ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ። ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዴንጌ ቦሩ÷ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ኣብ ዝተኻየደ ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግዲን…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ጊጋ ዋት ሰዓት ሓይሊ ኣፈልፊሊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ጊጋ ዋት ሰዓት ሓይሊ ከምዘፈልፈለ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ብክልተ ተርባይናት ሓይሊ እናፈልፈለ ዝርከብ እቲ ግድብ÷ ኣብ ዝሓለፉ ኣሰርተ ኣዋርሕ ካብ ትልሚ…

ንማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒልክ ልዕሊ 128 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም እታወታት ሕክምና ንምቕራብ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ግሩፕ ንማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ኮምፕሬሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዳግማዊ ምኒልክ ዝውዕል ብ128 ሚሊየን 156 ሺሕን 898 ብር ብር እታወታት ሕክምና ንምቕራብ ስምምዕነት ፈሪሙ። እቲ ግሩፕ ምስ ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር ከተማ…

ውድድር ፍፃመ ቋንቋ ቻይንኛ “ቻይኒዝ ብሪጅ” ኢትዮጵያ ተኻይዱ

ኣዲስ አበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቋንቋን ባህሊን ቻይና ብብርኪ ዓለም ንምፍላጥ ተሓሲቡ ዝካየድ መበል 23 ዙር ውድድር ፍፃመ ቋንቋ ቻይንኛ "ቻይኒዝ ብሪጅ" ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ፡፡ ኣብ ሞንጎ ላዕለዎት 2ይ ብርኪን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ተምሃሮ 11 ተወዳደርቲ…

ኣብ ምዕራፍ ዘተ ዝተኣከቡ ኣጀንዳታት መብፅሒኦም ኣበይ ኢዩ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ምዕራፍ ዜተ ዝተኣከቡ ኣጀንዳታት መብፅሒኦም ኣበይ ኢዩ? ብኣተሓባባራይነት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መድረኽ ምዕራፍ ዘተ ምፍላይ ኣጀንዳ ዛባታት ካብ መዳርግቲ ኣካላት…

ትካላት ዴሞክራሲ ናፃን ዘይሻራዊን ብምዃን ሃገራዊ ሓላፍነተን ክዋፅኣ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ዴሞክራሲ ናፃን ዘይሻራዊን ብምዃን ሃገራዊ ሓላፍነተን ክዋፅኣ ይግባእ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣገንዚቦም። 'ግደ ትካላት ዴሞክራሲ ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ’ ብዝብል ርእሲ ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢን…

172 ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)172 ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ገሊፁ። ኣብዚ ሰሙን እቲ ኤምባሲ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት (ኣይ ኦ ኤም)ን ብሓባር ብሰለስተ ዙር 172 ስሩዓት ዘይኮኑ ፍልሰተኛታት ብኣውሮፕላንን ብባቡርን…