Fana: At a Speed of Life!

260 ቢሊየን ብር ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ስዑድ ዓረን ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ተዋፊሮም – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ሰብ ሃፍቲ ስዑድ ዓረብ 260 ቢሊየን ብር ዘመዝቡ 233 ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ስራሕ ከምዘውዐሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ በዚ ድማ ን75 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠሩ…

ኣብ ወረዳ ሓውዜን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሓውዜን ጣቢያ ሞዙተይ ትማሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ 19 ሰባት ድማ ጉደኣት በፂሑ። እቲ ሓደጋ መርዑት፣ አዕርኽቲን ዓጀከብቲን ኣሳፊራ ካብ ዓዲ ሑፃ ዝተብሃለ ከባቢ ናብ ከተማ…

ካብኔ መሰረተ ልምዓት ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ቀረብ ማይ መስተን መስኖን ዑደት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ማይን ኢነርጅን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብኔ መሰረተ ልምዓት ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ቀረብ ማይ መስተን መስኖን ዑደት ከምሳለጠ ሓቢሩ ። ኣብቲ ዑደት፥ ካብ ቢሮ ትራንስፖርትን መጓዓዝያን፣ በዓል መዚ መንገድታት ክልል…

ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ምስ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛቲየን። ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኢትዮጵያ፣ ኣል ልምዓት ሓይሊ ሰብ፣ ፋይናንሲንግ ጥዕናን ስሩዕ ኣገልግሎት…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሳለጥናዮ ዑደት ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክንርእይ ሓጊዙና ኢዩ-ልኡኽ ስዑዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሳለጥናዮ ዑደት ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክንርእይ ሓጊዙና ኢዩ ክብል ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ንግዲን ስዑዲ ዓረብ ገሊፁ። ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንኣባላት እቲ ልኡኽ ኣብ ቢሸፍቱ ዝርከብ ትካል ኣፍራዪ ቀለብ እንስሳት ኣለማ…

ን10 ሺሕ መናእሰይ ስልጠና ክእለት ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን10 ሺሕ መናእሰይ ኣብ ሽዱሽተ ዩንቨርስታት ስልጠና ክእለት ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ መርሃ ግብሪ ዝካየድ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ ጃይካ፣ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ፣ ሱሚቶምን ትካል ቴክኖሎጂ ዕዳጋን…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ካብ ተሓጋዛይነት ንውፃእ ዝብል “ኣብዮት” ክንጉስጉስ ኣለና ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጡሩነህ ካብ ተሓጋዛይነት ንውፃእ ዝብል “ኣብዮት” ክንጉስጉስ ኣለና ከብሉ ኣገንዚቦም። ተፈጥሮኣዊ ይኹን ሰብ ስራሕ ሓደጋ ዘይተርፍ ኢዩ ብምባል፥ ነዚ ድማ ሓደጋ ብናይ ገዛእ ርእሲ ዓቕሚ ናይ ምምሕዳርን ምሽካምን…

ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንግድብ ህዳሰ ዝገብርዎ ደገፍ ንክቕፅል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ደገፍ ኣጠናኺሮም ንክቕፅሉ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብዝገበርዎ ርብርብ…

ምልዓተ-ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ርክበ ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልዓተ-ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ርክበ ካህናት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ። ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ፥ ምዝዛም እቲ ጉባኤ ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም። ካብዚ…

ሰብኣዊ ደገፍ ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ናይ ምሽፋን ስራሕ ጀሚርና -ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ደገፍ ብናይ ባዕልኻ ዓቕሚ ናይ ምሽፋን ስራሕ ጀሚርና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪን…