Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 38 ስሩዕ ኣኼባ ምስ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ዝተገበረ ስምምዕነት ሓገዝ ፋይናንስ ንምፅዳቕ ኣብ ዝተሰናደአ ኣዋጅ ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ ውሳነ ስዒቡ ቀሪቡ ኣሎ፡- 24…

ዋጋ ወርቂ ብሄራዊ ባንኪ በቢመዓልቱ ብዘውፀኦ ተመን ሸርፊ ወፃኢ ተባዚሑ ከምዝኸውን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝኾነ ይኹነ ኣቕራቢ ወርቂ ክፍሊት ዝፍፀም ዓለም ለኸ ዕለታዊ ዋጋ ወርቂ ብሄራዊ ባንኪ በቢመዓልቱ ብዘውፀኦ ተመን ሸርፊ ወፃኢ ተባዚሑ ከምዝኸውን እቲ ባንኪ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ መዕደጊ ዋጋ ወርቂ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ ከምዝገለፆ÷ ብሄራዊ…

ላዕለዋይ መራሒ ሃማስ ኣብ ቴህራን ተቐቲሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መራሒ ፖለቲካ ሃማስ ኢስማኢል ሃኒዬህ ርእሰ ከተማ ኢራን ኣብ ዝኾነት ቴህራን ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። ሃኒዬህን ሓደ ሓላዊኦምን ድሕሪ በዓለ ሲመት ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ኢራን መስኡድ ፔዜሽኪያን፤ ዓሪፎምሉ ኣብ ዝነበሩ ገዛ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ…

ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣብ ቀጣናዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ዝገብርኦም ስራሕቲ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣብ ቀጣናዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ዝገብርኦም ስራሕቲ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን። ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትንን ትካላት ደሕንነት ወፃኢ ኡጋንዳን ኣብ ቀጣናዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብሓባር…

ኣብ ዝተወሰኑ ኣቕሑት ዝተነበረ ገደብ ሸርፊ ወፃኢ ባንኪ ተሳዒሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙሉእ ብሙሉእ ብነዳዲ ዝሰርሓ ኣብ ታሪፍ መፅሐፍ ዓንቀፅ 87.03 ዝምደባ ሙሉ ብሙሉእ ተገጣጢመን ኣብ ዝቐረባ ኣውቶሞቢል ገዛን በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲን ዝተነበረ እገዳ ከምዘሎ ኮይኑ ኣብ ዝተረፉ ኣቑሑት ዝተነበረ ውሳነ ገደብ ሸርፊ ወፃኢ…

ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዞባ ጎፋ ንዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት 1 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ከምትገብር ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት 1 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ከምትገብር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃ መግለፂ…

ካልኣይ ዙር ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፓሪስ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዝተፈላለዩ ውድድራት ርሕቐት ወርቂ ከምፅኡ ይኽእሉ ኢዮም ብዝብል ትፅቢት ዝግበረሎም ኣትሌታት ዘካተተ ካልኣይ ዙር ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፓሪስ ኣትዩ። ትማሊ ምሸት ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሰ እቲ ልኡኽ፥ ብ5 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ በዓልተ ዋና ዓለም…

ኣብ ዞባ ጎፋ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበጽሖም 14 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ቀበሌ ኬንቾ ሻቻ ጎዝዲ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት 14 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ በቲ ጉድኣት ዝተሰመዖም ሓዘን…

ኣብ 14 ውድድራት ኦሊምፒክ 58 ሜዳሊያታት ዝኣከበት – ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ዝተሳተፈት ኣብ 1956 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣውስትራሊያ ሜልቦርን ኣብ ዝተኻየደ መበል 16 ኦሊምፒክ ኢያ ተሳቲፋ። እዚ ማለት እቲ ውድድር ኣብ 1896 ዓ.ም.ፈ ዝተጀመረ ዋላ ይኹን፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ 60…

ኣሸንዳ፤ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ምትሕግጋዝ፣ ስልጡን ዴሞክራሲያዊ ነቐፌታን ሓሳብካ ብጥበብ ትገልፀሉን መዓልቲ ናፃነት ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸንዳ፤ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ምትሕግጋዝ፣ ስልጡን ዴሞክራሲያዊ ነቐፌታን ሓሳብካ ብጥበብ ትገልፀሉን መዓልቲ ናፃነት ከምዝኾነ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ሃይላይ በየነ ገሊፆም። ዓበይቲ ዓድን ዝተፈላለዩ…