Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 14 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ካብ መንጎ ዝዕደግ 19 ነጥቢ 9 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ ልዕሊ 14 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ብምጉዕዓዝ ኣብ ወደብ ከምዝበፅሐ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ ወደብ…

ኣብ ከተማ ጋምቤላ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጋምቤላ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ ኣፍራይነት ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉእላውነትን ክብሪን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እቲ መድረኽ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል…

ኣብ ከተማ ደሴ ሀዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ሀዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ ኣፍራይነት ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉእላውነትን ክብሪን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እቲ መድረኽ ዝሳለጥ ዘሎ። ነቲ ህዝባዊ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ…

ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ሀዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ወላይታ ሶዶ ሀዝባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ ኣፍራይነት ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉእላውነትን ክብሪን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። ሓላፊ  ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ብልፅግና ክልል…

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዮንቨርስቲ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ከተማ ሃዋሳ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም። ካብ መንጎ እቶም ፕሮጀክትታት ማእኸል ሕክምናን ስነ ምረዛን ፎረንሲክ፣ ቤተ መድሓኒት ማሕበረሰብ፣ ማእኸል ሕክምና ስነ ኣእምሮ፣ ማእኸል…

ፓርቲ ብልፅግና ንበዓል ሓዱሽ ዓመት “ቢስት ባር”ብሄር ቤንች ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንበዓል ሓዱሽ ዓመት "ቢስት ባር"ብሄር ቤንች ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ ፓርቲ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቲ በዓል ንመላእ ተወለድቲን ኢትዮጵያዊያንን እቲ ብሄር ሙሉእ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ሰላምን ታሕጓስን…

መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ አበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ምርምር ንትራንስፎርሜሽን ዲጂታላይዜሽንን ከተማ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ሃገር ተወዳዳሪትን ብቕዕቲን ንምግባር ውፅኢታት ምርምር…

966 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ በረራ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 966 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ካብ ሞንጎ ተመለስቲ 641 ደቂ ተባዕትዮ፣ 321 ደቂ ኣንስትዮን 4 ዕሸል ህፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…

ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣናእሽተይን ቀለልቲን ጦር መሳርሒታት ኣወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣናእሽተይን ንኽውገዱ ብመፅናዕቲ ዝፈለዮም ቀለልቲን ጦር መሳርሒታት ኣወጊዱ። ከይዲ ምውጋድ እቶም ኣፅዋር÷ ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ከምኡ እውን  ዝተፈላለዩ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ኣብ ዝተረኸቡሉ ከምዝተሳለተ…

ቀ/ሚ ኣብይ(ዶ/ር) ኣብ ሃገራት ሪፐብሊክ ኮሪያን ሲንጋፖርን ዝነበሮም ፃንሒት ዕዉት ኢዩ -ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር)

አዲስ አበባ፣ ግንቦት 30፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራት ሪፐብሊክ ኮሪያን ሲንጋፖርን ዝነበሮም ፃንሒት ኢትዮጵያ ንዝጀመረቶ መመሓየሺ ኢኮኖሚ፣ ምዕባለን ጉዕዞ ለውጢ (ሪፎርም)ን ልዑል ኣሰር ኣንቢሩ ኢዩ” ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ…