Fana: At a Speed of Life!

መፍረይቲ ትካላት መሰረታዊ ተስፋታት ትግራይ ኢዮም – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረይቲ ትካላት መሰረታዊ ተስፋታት ትግራይ ኢዮም ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ብምትሕባር ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፣ ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይን ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራት ትግራይን ዝተሰናደአ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዓብዪ ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘለወን ሃገራት ኣብ 5ይ ደረጃ ተቐሚጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዓብዪ ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘለወን ሃገራት ኣብ ሓምሻይ ደረጃ ተቐሚጣ። ከም ሓሬታ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዓብዪ ኢኮኖሚ ካብ ሞንጎ ዘለወን ሃገራት ሓምሻይ ደረጃ ዝሓዘት 205.1 ቢሊየን ዶላር ሓፈሻዊ…

ዝተማለአ ሃገራዊ ሉኣላዊነት ምርግጋፅ ዝከኣል ካብ ተሓጋዛይነት ኣተሓሳስባ ምውፃእ እንትከኣል ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተማለአ ሃገራዊ ሉኣላዊነት ምርግጋፅ ዝከኣል ካብ ተሓጋዛይነት ኣተሓሳስባ ምውፃእ እንትከኣል ከምዝኾነ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ገሊፀን። “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት፤ ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉእላውነትን ክብሪን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…

ብምኽንያት ልምዓት ኮሪደር ኣብ ዝፈረሱ ኣባይቲ መተካእታ ንዝህነፅ ህንፃ እምነኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብምዃን ብምኽንያት ልምዓት…

ኢትዮጵያ እናኸፈለትልና ንትርከብ መስዋእትነት ነመስግን- ፕሬዚዳንት ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ ፕሬዚዳንት ኣብዲኣዚዝ ሓሰን ለፍተግሬን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ምኽባር ሰላም ተዋፊሩ ኣብ ባይድዋ ንዘሎ ህዝቢ ሶማሊያ ሰላሙ ንምርግጋፅ እናኸፈሎ ዝርከብ መስዋእትነት ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ…

875 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)875 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብቶም ሎሚ መዓልቲ ዝተመለሱ እቶም 18 ትሕቲ ዕድመ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ነቶም ተመለስቲ ግቡእ ክንክን ብምግባር ምስ ስድረኦም ናይ ምፅንባር ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ኣብ ሚኒስቴር ደቂ…

እስራኤል ብሃማስ ተታሒዞም ዝነበሩ ኣርባዕተ ዜጋታት መንዚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ካብ 7 ጥቅምቲ 2023 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ብሃማስ ተታሒዞም ዝነበሩ ኣርባዕተ ዜጋታት መንዚዓ። እስራኤል ኣብ ማእኸላዊ ጋዛ ብዘካየደቶ ወተሃደራዊ ወፍሪ ኢያ ነቶም ዜጋታት ካብ ኢድ ሃማስ መንዚዓ። እቶም ካብ ፌስቲቫል ሙዚቃ ተዓጊቶም ተወሲዶም…

ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፋብሪካ ቴራናይት ሰላም ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ብልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፋብሪካ ቴራናይት ሰላም ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌደራል፣ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ካልኦትን ተረኺቦም። ነቲ ፋብሪካ ዝመረቑ ርእሰ ምምሕዳር…

ውድድር ጒያ “ሰላም ንኹሉ ኩሉ ንሰላም” 23 ሰነ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ጒያ “ሰላም ንኹሉ ኩሉ ንሰላም” 23 ሰነ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ከምዝካየድ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ዓብዪ ጒያ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ኣብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ከምዝሳለጥ ተገሊፁ።…

ኣብ ትግራይ ካልኣይ ዙር ወፍሪ ክታበት ፀረ ሕማም ኣልምሲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካልኣይ ዙር ወፍሪ ክታበት ፀረ ሕማም ኣልምሲ ክካየድ ኢዩ። እቲ ክታበት ካብ 3 ክሳብ 8 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ከምዝውሃብ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ። ኣተሓባባሪ ምእላይ ሓደጋታት ጥዕና…