Fana: At a Speed of Life!

ካብ 2010 ክሳብ 2015 ዓ.ም ዝተመሓላለፉ ውሳነታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝሓዘ መፅሓፍ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2010 ክሳብ 2015 ዓ.ም ዝተመሓላለፉ ውሳነታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝሓዘ መፅሓፍ ዕላዊ ኮይኑ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝመርሕዎ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቁልፊ ዝኾኑ ሴክተራት ብዕምቆት ብምርኣይ…

ህዝባዊ በዓላትን ኣከባብራ በዓላትን ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 31 ስሩዕ ኣኼብኡ ህዝባዊ በዓላትን ኣከባብራ በዓላትን ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ህዝባዊ በዓላት ብስነ ምግባር ዝተሃንፀ ሃገር ዝፎቱ ማሕበረሰብ ንምህናፅ ኢሉ እውን ንሃገርን ህዝብን ዘለዎም…

ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 31 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ኣፅዲቑ። ኣብ ኣፈፃፅማ እንተጋጥሙ ዝነበሩን መበገሲ ምኽኒያት ፀገም ሰናይ ምምሕዳር ዝኾኑን ጉድለታት ኣሰራርሓ ንምእራም ዘኽእል…

ኣብ ወረዳ ስልጢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ስልጤ ከባቢ ወረዳ ስልጢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ከምዝሓለፈ ተወካሊ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ዋና ሳጅን ኣብድረማን ረዲ ገሊፆም። ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 3፡20 ካብ ወራቤ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተጉዓዘት…

ሎገምጋም 100 መዓልቲታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ቅድሚ ምዝዛሙ ናይ መወዳእታ ዝኾነ ገምጋም 100 መዓልቲታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ከምዝተጀመረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሎሚ መኣልቲ ንጉሆ ኣብ ዝተጀመረ ገምጋም÷ ኣፈፃፅማ ሴክተራት ከምዝግምገም እቶም…

ኣብ ኢትዮጵያ ንፕሮጀክት ተበፃሕነት ክታበት ህፃናት ዝውዕል 45 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንመጀመሪ መርሃ ግበሪ ፕሮጀክት ተበፃሕነት ክታበት ህፃናት(ዜሮ ዶዝ)  ዝውዕል 45 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ተገይሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፥ እቲ ፕሮግራም ብኣተሓባባርነት ሚኒስቴር ጥዕና ብምትሕብባር ግሎባል ኢኒሽዬቲቭ ሕብረት…

ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ፈተና ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ፈተና ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ 2016 ዓ/ም ይወሃብ ኣሎ። በዚ ድማ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ጋምቤላ፣ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ደቡብ ኢትዮጵያ፣ ማእኸላይ ኢትዮጵያ ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ክልላት ፈተና…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 86 ሺሕን 672 ተምሃሮ ሻምናይ ክፍሊ ፈተና ሚኒስትሪ ይወስዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 86 ሺሕን 672 ተምሃሮ ብብርኪ ከተማ ፈተና ሚኒስትሪ ሻምናይ ክፍሊ ይወስዱ ኣለዉ። 2 ሺሕን 200 ፈተንቲ፣ 700 ሱፐር ቫይዘራትን 182 ሓለፍቲ ጣቢያ ፈተናን ብምስታፍ እቲ ፈተና ይወሃብ ከምዘሎ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ…

ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ብሓባር ንምዕሳል ቆራፅ ኢያ – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሰላምን ምዕባለን፣ ኩለመዳይን ዘላቒ ልምዓትን ከምኡ እውን ውፅኢታዊ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ብሓባር ንምዕሳል ቆራፅ ከምዝኾነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ኣብ ሩሲያ ኒዥኒ ኖቭጎሮድ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…

ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒሴፍን ባንኪ ዓለምን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍን ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለምን ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም። ከም ሃገር ዝረኣይ ባህጊ ንፁህ መስተ ማይን ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክን ንምምላእ ተወሳኺ ሃፍቲ ምድላይን ናብ ስራሕ ምእታውን…