Fana: At a Speed of Life!

ዓሞቕቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ኢትዮጵያ ብምልማዕ ተመፅትነት ንምትራፍ ዘኽእል ስራሕ እናተሰወገነ ይርከብ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓሞቕቲ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ኢትዮጵያ ብምልማዕ ተመፅትነት ንምትራፍ ዘኽእል ስራሕ እናተሰወገነ ከምዝርከብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ገምጋም ኣፈፃፅማ ናይ መወዳእታ 100 መዓልቲታት እዚ በጀት ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

መተግበሪ ፍኖተ ካርታ ሕጊታት ስነ-ስርዓትን ፍረ ነገርን ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ይሰናድኡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊሲ ስግግር ፍትሒ ንምትግባር ኣብቲ ኣዋጅ ዝተፀርሑ ትካላት ንምጥያሽ ዘኽእሉ ሕጊታት ስነ-ስርዓትን ፍረ ነገርን እናተሰናድኡ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ናይ መወዳእታ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲታት እዚ በጀት…

ኣብ ዞባታት ምዕራብን ደቡብ ምዕራብን ሸዋ 24 ናይ ገፀር ከተማታትን ቀበሌታትን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባታት ምዕራብን ደቡብ ምዕራብን ሸዋ 24 ናይ ገፀር ከተማታትን ቀበሌታትን ተቛሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዳግም ከምዝተመለሰ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብተን ከባቢታት ብምኽንያት ፀገም ፀፅታ ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ…

ኢትዮጵያ ብሃንደበታዊ ሕልፈት ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊ ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ

አዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊ ሳውሎስ ቺሊማ ሓዊሱ ናይ ትሽዓተ ሰባት ህይወት ብዝቐጠፈ መስካሕኽሒ ሓደጋ ኣውሮፕላን ዝተሰመዓ መሪር ሓዘን ገሊፃ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሓዘን በቲ ሓደጋ ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ ስድራቤታት፣ ዘመድ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ቱርኪ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ቱርኪ መዘነኦም ሃካን ፊዳን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ዝተኻየደ ጎድና ጎድኒ ኣብ ሩሲያ እናተኻየደ ዝርከብ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣባል ሃገራት ብሪክስ እናተኻደ ዝርከብ፡፡ እቶም ሚኒስትራት…

እስራኤል ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ኣየር ላዕለዋይ ኣዛዚ ሂዝቦላህ ተቐቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ደቡብ ሊባኖስ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ኣየር ላዕለዋይ ኣዛዚ ሂዝቦላህ ታሌብ ኣብደላህ ተቐቲሉ፡፡ ታሌብ ኣብደላህ ትማሊ ምሸት ጦር እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ጆዩያ ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ኣየር ኢዩ ተቐቲሉ፡፡ ብሳጓ…

ሃገራዊ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ንምሃብ ምድላው ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ንምሃብ ምድላው ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ። እቲ ፈተና ንልዕሊ 700 ሺሕ ተምሃሮ ብወረቐትን ኦን ላይንን ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ምክትል ዳይሬክተር ኣገልግሎት ምዘናን ፈተናን ትምህርቲ ተፈራ ፈይሳ፥ እቲ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት 2017 ዓ.ም ብር 971 ነጥብ 2 ቢሊየን ብዝርዝር ንኽረአ መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝቐረበሉ 971 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ረቂቕ በጀት 2017 ዓ.ም ብምዝታይ ብዝርዝር ንኽረአ ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፕላን፣ በጀትን ፋይናንስን መሪሑ። እቲ ባይቶ÷ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ÷ ሚኒስትር ገንዘብ…

ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊ ኣብ ዝወደቐት ነፋሪት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊን ካልኦት ትሸዓንተ ሰባትን ሒዛ ዝተሰወረት ወተሃደራዊት ነፋሪት ድሕሪ ምውዳቓ ዋላ ሓደ ዝደሓነ ከምዘየለ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ላዛሩስ ቻኩዌራ ኣፍሊጦም። ምክትል ፕሬዚዳንት ማላዊ ሳውሎስ ቺሊማን እቶም ካልኦት ትሸዓንተ…

ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ዝተመዝገበ ዓወት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ዕቤት ከምዝምዝገብ ዘመላኽት ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተ ኣዋርሕ ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ማክሮ ኢኮኖሚ ዝተመዝገበ ዓወት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ዕቤት ከምዝምዝገብ ዘመላኽት ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣፈፃፅማ ናይ መወዳእታ 100 መዓልቲታት እቲ በጀት ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)…