Fana: At a Speed of Life!

36 ሚኢታዊ እታዎታት መድሓኒትን ሕክምናን ብፍሪያት ውሽጢ ከምዝተሸፈነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዚ ሐዚ እዋን 36 ሚኢታዊ እታዎታት መድሓኒትን ሕክምናን ብፍሪያት ውሽጢ ከምዝተሸፈነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት እዚ በጀት…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ኣብ ዝተረኸቡ ዓወታትን ምዕባለታትን ደው ምባል ከምዘይግባእ ኣገንዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡ ዓወታትን ምዕባለታትን ደው ምባል ከምዘይግባእ ኣገንዚቦም። ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚን ቀንዲ ቀንዲ እቲ ዓውዲን ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ቀሪቦም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ኣይተ…

ኢትዮጵያ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘለዋ ድልየት ንምፍፃም ዝሕግዝ ፍኖተ ካርታ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘለዋ ድልየት ንምፍፃም ዝሕግዝ ፍኖተ ካርታ ከምዝተሰናድአ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርቲን ቀጄላ መርዳሳ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት እዚ በጀት ዓመት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማሕበረሰብ ንግዲ መንደር ምቁፅፃር ዘኽእል መምርሒ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕጊን ኣሰራርሓን ዘይኽተሉ ማሕበረሰብ ንግዲ መንደር ምቁፅፃር ዘኽእል መምርሒ ተሰናዲኡ። እቲ መምርሒ ኣብ ምእካብ እቶት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዘፀግሙ ዘይሕጋዊነት ንምክልኻል ዘኽእል ከምዝኾነ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር ንግዲ እታ ከተማ  …

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ስትራቴጂክ ትልሙ ሓሙሽተ ዓመት ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ስትራቴጂክ ትልሙ ኣፋሊጡ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ከምዝበልኡ፥ እቲ ትልሚ ምስ ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት መንግስታት፣ ማእኸል ደገፍ ምርጫ ኣውሮፓን ዓለም ለኸ ፋውንዴሽን ስርዓት ምርጫ…

ዩንቨርስቲታት ካብ መፋርቕ መስከረም ጀሚረን ትምህርቲ ንክጅምራ ይስራሕ ኣሎ- ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲታት ካብ መፋርቕ መስከረም ጀሚረን ትምህርቲ ንክጅምራ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ  ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት እዚ ባጀት ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ተሳሊጡ።…

ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ሃገራት ዝሳተፋሉ ፀወታታት ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ ክጅምሩ ኢዮም። ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ዝጅምር እንትኸውን፥ ጀርመን ምስ ስኮትላንድ ብዝገብርኡ መኽፈቲ ፀወታ ክፍልም ኢዩ። ፅባሕ ሰዓት 10 ድሕሪ ቀትሪ ሃንጋሪ…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ምዕራፍ ዘተ ምእካብ ኣጀንዳ  ጠመተ ዝወሃበሎም ዓበይቲ ዛዕባታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየዶ ምዕራፍ ዘተ ኣጀንዳ ከምዝኣከበ ይፍለጥ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ቀፃሊ እውን እዚ ከይዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ከይዲ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ…

ፖሊስ ፌዴራል ምስ ጦር ኮሌጅ ናይጄሪያ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ምስ ጦር ኮሌጅ ፌዴራል ሪፐብሊክ ናይጄሪያ “ምሕላው ዓውዲ መዓድን ንዝተጠናኸረ ብሄራዊ ድሕነነት” ብዝብል ርእሲ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ። ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ ልውውጥ ልምዲ÷ ኢትዮጵያ ብዙሕ…

ክፍለ ሰራዊት ሓለዋ ሓይሊ ኣየር ካብ ድሕንነት እቲ ትካል ሓሊፉ ሰላም ከባቢኡ እናረጋገፀ ይርከብ – ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ሰራዊት ሓለዋ ሓይሊ ኣየር ካብ ድሕንነት እቲ ትካል ሓሊፉ ሰላም ከባቢኡ እናረጋገፀ ከምዝርከብ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሓለዋ እቲ ክፍለ ጦር…