Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ጥንኩር ማክሮ ኢኮኖሚ ሃኒፃ እያ- ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ኢትዮጵያ ኣብ ዉሽጢ ብዙሕ ፈተናታት ብምዃን መዕባለኣ ደዉ ከየበለት ጥንኩር መሰረት ዝወነነ ማክሮ ኢኮኖሚ ምህናፅ ዝኸኣለት ሃገር ምዃና ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን። እተን…

ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሙያ ዘሰልጠኖም 787 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ብሙያ ኣብራርነት፣ መትእንጋድ በረራ፣ ንግዲን ፅገና ነፈርቲን ዘሰልጠኖም 787 ተምሃሮ ሎሚ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ሓላፊ ዋና ዓውዲ ኦፕሬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ረታ መላኩ፣ ተተካኢ…

ዓመታዊ ኮንፈረንስ ፍትሓዊ ተረባሕነትን ቀጣናዊ ዝምድናን ናይል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ፍትሓዊ ተረባሕነትን ቀጣናዊ ዝምድናን ናይል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ብኣሰናዳእነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኢንስቲትዩት ጉዳይ ወፃኢን ከምዝሳለጥ ዘሎ ተሓቢሩ።…

ብዘይካ እኹል ተሳትፎ ህዝቢ ዝስራሕ ስራሕ ሙሉእ ክኸውን ኣይከኣልን-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይካ እኹል ተሳትፎ ህዝቢ ዝስራሕ ስራሕ ሙሉእ ክኸውን ኣይከኣልን ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። “ሰላምና ዘላቕን ህዝባዊ መሰረት ዘለዎን ንምግባር ሎሚ ኣሰልጢንና ዘመረቕናዮም 11 ሺሕ ሓደሽቲ ምልምላት ኣባላት ሰራዊት…

ዒድ ኣል ኣደሃ ኣረፋ በዓል ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ክበዓል ይግባእ-ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና

ኣዲስ ኣበባ፤ 8 ሰነ፣ 2016 ((ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም ዒድ ኣል ኣደሃ ኣረፋ በዓል ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ክበዓል ይግባእ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ መልላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንቋዕ ንመበል 1 ሺሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ምዕቃብ ሰላም ንዘለዋ ተሳትፎ ፈረንሳይ ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ዳይሬክተር ወተሃደራዊን ድሕንነትን ፈረንሳይ ሌ/ጄ ኮል ኮምቤት ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ማእኸል ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል መሰልጠኒ ዓቃቢ ሰላምን ዑደት ኣሳሊጡ። ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውመሕ) ተሳትፎ…

ኣባላት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዑደት ኣሳሊጦም። ድሕሪ እቲ ዑደት እቶም ኣባላት ምስ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዘቲዮም። እናተመሓየሸ ኣብ ዝመፅአ ናይ መራሒን ተነሓናሕቲን…

ህንዲ ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ 45 ዜጋታታ ኣስከሬን ካብ ኲዌት ወሲዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ህንዲ ኣብ ህንፃ ኲዌት ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ 45 ዜጋታታ ኣስከሬን ናብ ሃገሮም ወሲዶም። እቲ ሓደጋ ሓዊ ዘጋጠመ ብቕድሚ ትማሊ ኣብ ኲዌት ከተማ ማንጋፍ 176 ህንዳውያን ሰራሕተኛታት ኣብ ዝነብሩሉ ህንፃ ከምዝኸነ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 35 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገበሮ ዘተ ብቐዳምነት፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ካልኣይ ዙር መፈፀሚ  ፕሮጀክት ቀረንን…

ካብ ሃገራት ዓረብ ዝምለሱ ዜጋታት ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ፃዕሪ ይግበር ኣሎ- ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሃገራት ዓረብ ዝምለሱ ዜጋታት ብዘላቕነት እግሪ ንምትካል ፃዕሪ ይግበር ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልታት…