Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኒው ኦርሊያንስ ህዝቢ ናብ ዝተኣከበሉ ቦታ መኪና ዝገንሐ ውልቀሰብ ህይወት 10 ሰባት ቀጢፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኒው ኦርሊያንስ ኣብ ኒው ኦርሊያንስ ህዝቢ ናብ ዝተኣከበሉ ቦታ መኪና ዝገንሐ ውልቀሰብ ህይወት 10 ሰባት ቀጢፉ። በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ካብ ዝሰኣኑ ሰባት ብተወሳኺ 30 ሰባት ጉድኣት ከምዝበፅሖም ተገሊፁ። ኣብ ኒው…

ልዕሊ 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዝራእቲ ተሸፊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ሓጋይ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሔክታር ብዝራእቲ ከምዝተሸፈነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ልምዓት መስኖ ስርናይ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሄክታር ብምልማዕ 173 ሚሊየን ኩንታል…

ኣብ ክልል ትግራይ 189 ሺሕ ተምሃሮ ተረባሕቲ መርሃ ግብሪ ምገባ ኮይኖም

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም 189 ሺሕ ተምሃሮ ብመርሃ ግብሪ ምገባ ተረባሕቲ ምግባር ክዝተኽኣለ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ትልሚ፣ በጀት፣ ክትትልን ድጋፍን ኣይተ ሰሎሞን በየነ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ÷ እብቲ ክልል ኣብ ትሑት…

ከም ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዝበሉ ታሪኻዊ ምልክታት ዓለም ለኸ ምስሊ ሃገርን ንምዕባይ ግደኦም ዕዙዝ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዝበሉ ታሪኻዊ ምልክታት ዓለም ለኸ ምስሊ ሃገርን ኣብ ምዕባይ ዕዙዝ ግደ ከምዝፃቱ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣገንዝቡ፡፡ ዝተሓደሰ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ፣ ባሃላዊ ሓድጊን ንዕቤት ኢኮኖሚ ኣስትዋፅኦ ብምግባር ቅድሚት…

295 ዝኾኑ ሓደሽቲ ምስፍሕፋሓት ቴሌኮም ኣብ ገፀር ቀበሌታት ተበፃሒ ተገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣማራፂታት ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት 295 ዝኾኑ ሓደሽቲ ምስፍሕፋሓት ቴሌኮም ኣብ ገፀር ቀበሌታት ተበፃሒ ገይርና ክብላ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ገሊፀን፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስራሕቲ ምንቅስቓስ…

ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ተሃድሶ ሰራባ ኣቀባብላ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ አም ሲ)ፃውዒት ሰላም መንግስቲን ህዝቢን ዝተቐበሉ ዕጡቓት ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ተሃድሶ ሰራባ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቶም ዕጡቓት ህዝቢ እቲ ክልል በዚ ጎንፂ ዘትረፎ ሞትን ዕንወትን ከምዝኾነ ብምርደኦም ፃውዒት ሰላም ከምዝተቐበሉ ብምሕባር፤ ዝበደልናዮ…

ብሬንትፎርድ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መወዳእታ መርሃ ግብሪ ፀወታ መበል 19 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሬንትፎርድ ምስ ኣርሰናል ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሸት 2፡30 ኣብ ስታዲየም ጌቴክ ኮሙኒቲ ኣብ ዝካየደ ፀወታ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ብርትዕቲ ካብ ዝኾነት ጋንታ ብሬንትፎርድ…

ሒሳብ ባንኪ ንምኽፋት ዲጂታል መለለዪ መንነት ፋይዳ ሒዝካ ምቕራብ ቅድመ ኩነት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ባንኪታት ሒሳብ ባንኪ ንምኽፋት ዲጂታል መለለዪ መንነት ፋይዳ (ቁፅሪ ፋይዳ) ሒዝካ ምቕራብ ሎሚ መዓልቲ ከም ቀዳማይ ቅድመ ኩነት ተግባራዊ ምግባር ተጀሚሩ፡፡ እቲ ቅድመ ኩነት ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብመሰረት ዘውፀኦ…

ካብ ንግዲ ወፃኢ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ዓውዲ ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 479 ሺሕን 830 ቶን ዝተፈላለዩ ፍርያታት ብምልኣኽ ካብ…

ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ክብረ ወሰን 10 ኪሎ ሜትር ብምስባር ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስፔን ማድሪድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 10 ኪሎ ሜትሮ ሳን ሲልቬስተር 2024 ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ሓዱሽ ክበረወሰን ብምስባር ታዊቱ፡፡ ኣትሌት በሪሁ ነቲ ርሕቐት 26 ደቒቕ 32 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢዩ ክብረ ወሰን…