Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ምስ ቻይና ዘለዋ ዝፀንሐ ርክብን ምትሕብባርን ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ቻይና ዘለዋ ዝፀንሐ ርክብን ምትሕብባርን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ብኣይተ ኣደም ፋራህ…

ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ 3 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሎሚ መዓልቲ 3 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። በዚ ድማ ድሕሪ ሒደት ደቓይቕ ሰዓት 10 ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝተደልደላ ፖላንድን ኔዘርላንድስ (ሆላንድ) ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ምድብ ሰለስተ ዝርከባ…

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ሃገር ዝተኸበረ መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ብድምቀት ተኸቢሩ ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን÷ እቲ በዓል ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅ ንዝገበሩ…

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ተኸቢሩ። እቲ በዓል ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ መካን መዲናን ንዒድ ሰላት ካብታ ሃገርን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለምን ዝመፅኡ ተኸተልቲ እምነት እስልምና…

ርክብ መንግስቲ ምስ መንግስቲን ፓርቲ ምስ ፓርቲን ኢትዮጵያን ሩሲያን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ መንግስቲ ምስ መንግስቲን ፓርቲ ምስ ፓርቲን ኢትዮጵያን ሩሲያን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ብኣይተ ኣደም ፋራህ…

ኮንትሮባንድ መዓድን ንምክልኻል ዝተጀመረ ዝተዋደገ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምፍራይ መዓድን ካብ ምዝማን ሓሊፉ ኮንትሮባንድ መዓድን ንምክልኻል ዝተጀመረ ዝተዋደገ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ ገሊፆም። ናይ መወዳእታ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲ 100 መዓልቲታት እዚ በጀት ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር…

ቆላማ ከባቢታት ንልምዓት መስኖ ዘለዎም ዓቕሚ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቆላማ ከባቢታት ንልምዓት መስኖ ዘለዎም ዓቕሚ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ብፍሉይ ትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባታትን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ተዛሪቦም። መንግስቲ ንኢትዮጵያ ካብ ተሓጋዛይነት ንምንጋፍ ካብ ዝውግኖም ስራሕቲ ሓደ ካብ…

መዕርፎ ነፈርቲ ነቀምቴ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዕርፎ ነፈርቲ ጉዲና ቱምሳ ነቀምቴ ተመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ተረኺቦም፡፡…

ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት መበል 1 ሽሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ…

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማታት ኣዳማን ቢሾፍቱን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማታት ኣዳማን ቢሾፍቱን ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ ኣብተን ከተማታት እናተኸበረ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡