Fana: At a Speed of Life!

ኩነታት ብኽለት ኣየር ዝሕብር ዘበናዊ መቆፃፀሪ ራዳር ንምትካል ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩነታት ብኽለት ኣየር ዝሕብር ዘበናዊ መቆፃፀሪ ራዳር ንምትካል ይስራሕ ኣሎ ክብል ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቶም ጣቢያታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከመዝትከሉ ዝገለፁ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ፈጠነ ተሾመ፥ ኣብ ውሽጢ 250…

“መዕቀኒ ኣየማልኣን” ናይ ዝተብሃላ 41 ኣቢያተ ትምህርቲ ፍቓድ ተሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ“ትፅቢት ዝግበረለን መዕቀኒ ኣየማልኣን” ናይ ዝተብሃሉ 41 ኣቢያተ ትምህርቲ ፈቓድ ከምዝተሰረዘ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል መዚ ምቁፅፃር ትምህርቲን ፅሬት ስልጠናን ኣፍሊጡ። ፍቓድ ዝተሰረለን ኣቢያተ ትምህርቲ÷ ፖሊሲ ትምህርቲ ብዘይምሕላወን…

ኣምባሳደር ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ዴኒስ ፍራንሲስ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴን ፕሬዚዳንት ዴኒስ ፍራንሲስን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑሎም ጉዳያትን ኣብ ሃገራት ቀርኒ…

ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ልዕሊ 23 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ፍሪያታት ምትዕድዳጉ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 23 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ፍሪያታት ምትዕድዳጉ ገሊፁ። ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፍሪያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ በሃይሉ ንጉሴ፥ እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ 25 ቅርንጫፋት ልዕሊ 200 ሺሕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ቤንያሚን ኔታንያሁ ካቢኔ ሰራዊት በቲኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ካቢኔ ሰራዊት እታ ሃገር ከምዝበተንዎ ተገሊፁ። እቲ ውሳነ፥ ሚኒስትር ካቢኔ ሰራዊት እስራኤል ቤኒ ጋንትዝ ካብ ዝነበሮም ሓላፍነት ምልቃቖም ስዒቡ ዝተገበረ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ካቢኔ ሽዱሽተ ኣባላት…

ኣብ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ 50 ሚሊየን ወገናት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ እዚ ዓመት 50 ሚሊየን ወገናት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ምንቅስቓስ እቲ ኣገልግሎት መፃኢ ረቡዕ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብዕሊ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን፣ ሚኒስቴር ሰላምን…

ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ፈረንሳይ ምስ ኦስትሪያ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ፀወታታት መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 እንትቕፅሉ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክግካየዱ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ምድብ ሓሙሽተ ዝርከባ ሃገራውያን ጋንታታት ሮማንያን ዩክሬንን ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10 ከምኡ እውን ቤልጂየም ምስ…

ኣፍሪካን ላቲን ኣሜሪካን ድምፀን ንክስማዕ ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ዝሓሸ ውክልና ክህልወን ይግባር -ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካን ላቲን ኣሜሪካን ድምፀን ንክስማዕ ኣብ ዓለም ለኸ ትካላት ዝሓሸ ውክልና ክህልወን ይግባር  ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ…

ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉስጢት 2 ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉስጢት ክልተ ሜዳሊያታት ወርቂ ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ገነት ፀጋዬ ብ57 ኪሎ ግራም ንሩዋንዳዊት መጋጥምታ ብብቕዓት ብምስዓር ሜዳሊያ ወርቂን ናይቲ ውድድር ብልፅቲ ጎሳጢት ጓል ኣንስተይቲን ተባሂላ…

ኣይተ እንዳሻው ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሆሳእና ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ኣይተ እንዳሻው ጣሰው ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሆሳእና ኣጀሚሮም። እቲ ጎስጓስ፥ “ፅሩያት ከተማታት ንብራኸ ኢትዮጵያ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣይተ እንዳሻው፥ ከባቢ ፅሩይን…