Fana: At a Speed of Life!

ሕሙም ኣሳፊራ ናብ ሆስፒታል እናተጓዓዘት ዝነበረት ኣምቡላንስ ብምግልባጣ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወረዳ ዳሰነች ሕሙም ኣሳፊራ ንዝሐሸ ሕክምና ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ጂንካ እናተጓዓዘት ዝነበረት ኣምቡላንስ ብምግልባጣ ህይወት ሰለስተ ሰባት እንትሓልፍ አርባዕተ ሰባት ከቢድ ጉድኣት በፂሑዎም። እቲ ሓደጋ ኣብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ወረዳ በና ፀማይ ቀበሌ…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ካሜሩን ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ካሜሩን ኣምሪሑ። መበል 23 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ብኣሰናዳእነት ካሜሩን ኣብ ከተማ ዱዋላ ከምዝካየድ ካብ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ሚኒስቴር ጥዕናን ግሎባል ፈንድን ደገፍ ስምምዕነት ልዕሊ 25 ቢሊየን ብር ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ግሎባል ፈንድን ደገፍ ስምምዕነት ልዕሊ 25 ቢሊየን ብር ከቲሞም። እቲ ደገፍ፥ ሕማማት ቲቪ፣ ኤች አይ ቪን ዓሶን ምቁፅፃር ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባን ሓላፊ ዲፓርትመንት ግሎባል ፈንድ ኣፍሪካ…

ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ኢሜግሬሽንን ዜግነትን ጨንፈር መቐለ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ኢሜግሬሽንን ዜግነትን ጨንፈር መቐለ ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። እቲ ብግዝያዊነት ዝተጀመረ፥ ምሕዳስ ፓስፖርት፣ ዝጠፈአ ምትካእን ዝተበላሽወ ምእራምን ምዃኑ ኣብቲ ኣገልግሎት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይሻ መሃመድ(ኢ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣይሻ መሃመድ(ኢ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎሰቲኒ ፓሌዝ ዘቲየን። እቲ ዘተ ታሪኻዊ ዝኾነ ክልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻርን ምትሕብባራት ንምስፋሕን ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ…

ዩኒቨርሲቲና ኣዲስ ኣበባን ዩኒቨርሲቲ መፅናዕቲ ወፃኢ ቤጂንግን ማእኸል ኣካዳሚክ መፅናዕቲን ምርምርን ንምጥያሽ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲና ኣዲስ ኣበባን ዩኒቨርሲቲ መፅናዕቲ ወፃኢ ቤጂንግን ኣብቲን ዩኒቨርሲቲታት ማእኸል ኣካዳሚክ መፅናዕቲን ምርምርን ንምጥያሽ ዘኽእሎም ዘተ ኣካይዶም። ብፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲና ኣዲስ ኣበባ ሳሙኤል ክፍሌ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዩኒቨርሲቲ…

ብሪክስ ንፍትሓዊ ስርዓት ኢኮኖሚን ፋይናንሰን ዓለምን ዝሰርሕ ማዕቐፍ ምትሕብባር ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ንጠለብ ብዙሓት ማሕበረሰብ ዓለም ጠተው ዝበለን ንፍትሓዊ ስርዓት ኢኮኖሚን ፋይናንሰን ዓለምን ዝሰርሕ በዓል ብዙሕ ወገን ዲፕሎማሲ ማዕቐፍ ምትሕብባር ከምዝኾነ ምክትል ፕዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣብ ሩሲያ ቭላዲቮስቶክ…

ቻይና ንቅልውላው ዩክሬን መፍትሒ ንምምፃእ ከምእትሰርሕ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ማሕበረሰብ ዓለም ብምዃን ንቅልውላው ዩክሬን መፍትሒ ንምምፃእ ፃዕሪ ከምእትገብር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን፥ ዩክሬን ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ናብ ሩሲያ ካብ ዝተኻለሉ ክልላት ወተሃደራታ ምስ…

ብርካቦት ኦዲት ክምለስ ካብ ዝግበኦ ልዕሊ 443 ሚሊየን ብር ዝተመለሰ 11 ሚኢታዊ ጥራሕ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)92 ትካላት ብመሰረት ርካቦት ኦዲት ክምልስኡ ካብ ዝግባእ ርእይቶ ዝተውሃበሉ ልዕሊ 443 ሚሊየንን 23 ሺሕን 846 ብር፣  23 ሺህ 55 ዶላር እቲ 11 ሚኢታዊ  ጥራሕ ከመዝተመለሰ ተገሊፁ። ዋና ኦዲተር ፌደራል መሠረት ዳምጤ፥ በቲ ቤት ዕዮአን…

ምውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታ ንምግታእ ባህሪ ሚዲያ እዚ እዋን ምግንዛብ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተላብዐ ዝመፅእ ዘሎ ምውዛዕ ስኑዕ ሓበሬታ ንምግታእ ባህሪ ሚዲያ እዚ እዋን ምግንዛብ ከምዝግባእ ሓላፊ ርክብ ህዝብን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ ገሊፆም። ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝምራሕ ጉጅለ…