Fana: At a Speed of Life!

መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ መሰረታዊ ወተሃደራት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ቤት ትምህርቲ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ብመሰረታዊ ወተሃደርነት ዘሰልጠኖም ወተሃደራት የመርቕ ኣሎ። እቲ ማእኸል ዘመርቖም ዘሎ ወተሃደራት ሻምናይ ዙር ሰልጠንቲ ከምዝኾኑ ግዜኢ ፀብፂቡ። እቶም…

1 ሺሕን 178 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 178 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ኣፍሊጡ፡፡ ንተመለስቲ ወገናት ሓገዝ ብምግባር ምስ ስድረኦም ናይ ምፅምባር ስራሕ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር…

ክሮሺያን ኣልባኒያን ክልተ ማዕረ ተፈላለየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ 2024 ሃገራውያን ጋንታታት ክሮሺያን ኣልባኒያን ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ብወገን ኣልባኒያ ላቺ ኣብ መበል 11 ደቒቕን ሆሱላ ኣብ መበል 95 ደቒቕን ሸቶ እንተመዝግቡ÷ ናይ ክሮሺያ ድማ ክራማሪች…

ዝተመዘገበ ዕቤት ኢኮኖሚ ቀፃልነት ንኽህልዎ ክስራሕ ኢዩ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመዘገበ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ቀፃልነት ንኽህልዎ መፍረያይነት ዘዕብዩ ስራሕቲ ብትኹረት ክስራሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ 2016 ዓ.ም መንግስቲ ምስ…

ብኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል እናተመርሐ ዝነበረ ኮንፈረንስ ሰላም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ብምስታፍ ካብ 11 ክሳብ 12 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ከተማ ደሴ እናተኻየደ ዝፀንሐ ኮንፈረንስ ሰላም ተዛዚሙ፡፡ ኣብ መዛዘሚ እቲ ኮንፈረንስ ተዛተይቲ ንዘውፅኡዎ መግለፂ ቅዋም÷…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ብሪክስ ዓለም ለኻዊ ምሕዝነታ ክተመስክር ከምዝኸኣለት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ቪላዲቮስቶክ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ፎረም ኣባል ሃገራት ፓርቲታት ፖለቲካ ብሪክስ ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ÷ ኣብ መዛዘሚ እቲ ጉባኤ 24 ነጥቢታ ዝሓዘ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ንዕዉትነቱ ከምዝሰርሑ ቃል ኣቲዮም። ኢትዮጵያ…

ኣሰናዳኢት ፅዋዕ ኣውሮፓ ጀርመን ሎሚ መዓልቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታኣ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ቀዳማይ ዙር ናይ ምድብ መፃረዪ ፀወታ ምዝዛሙ ስዒቡ ሎሚ መዓልቲ ካልኣይ ዙር ናይ ምድብ መፃረዪ ፀወታታት ክጅመሩ ኢዮም፡፡ በዚ ድማ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ብስፔን 3 ን 0 ዝተሰዓረት ክሮሺያ ብጣሊያን 2 ን 1 ምስ ዝተሰዓረት ኣልባኒያ ቀትሪ…

ኣብ ሑመራን ከባኡን ዝተቋረፀ ሓይሊ መሊስካ ንምርኻ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሑመራን ከባቢኡን ብተፈጥሮኣዊ ሓደጋ ምኽንያት ዝተቛረፀ ሓይሊ መሊስካ ንምርኻብ ዘኽእል ስራሕ ከምዝተጀመረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ሽረ- ሑመራ ኣብ ዝተዘርገሐ በዓል 230 ኪሎ ቮልት ልዑል መተሓላለፊ ኤሌክትሪክ ዝሽከም ናይ…

መድረኽ ምልዕዓል ኣገልግሎት ወለንታ እዋን ክረምቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ መድረኽ ምልዕዓል ኣገልግሎት ወለንታ እዋን ክረምቲ ኣብ ዝኽሪ ዓድዋ ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዱኣለም፣ ሚኒስትር…

ሰሜን ኮሪያ ሩሲያ ምስ ዩክሬን እናገበረቶ ንእትርከብ ኲናት ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሰሜን ኮሪያ ፒዮንግያንግ ዝኣተዉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ፕሬዚዳንት እታ ሃር ኪም ጆንግ ኡን ብወታደራዊ ምርኢት ዝተዓጀበ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ ፑቲን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ኪም ጆንግ ኡን ብዘቕረቡሎም…