Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ብምክትል ዋና ፀሓፊ ኮሚኒስት ፓርቲ ቤጂንግን ፕሬዚዳንት ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ቤጂንግን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ብምክትል ዋና ፀሓፊ ኮሚኒስት ፓርቲ ቤጂንግን ፕሬዚዳንት ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ቤጂንግን ሊ ዌይ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ÷ ክልቲአን ኣሕዋት ከተማታት ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዓውዲታት…

ኣብ መበል 80 ዓመት ምስረታ በዓል መቻል ፕሮፌሽናል ስፖርተኛታት ፖርቹጋል ንኽርከቡ ይሰርሕ ኣለኹ – ኤምባሲ ፖርቹጋል

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 80 ዓመት ምስረታ በዓል መቻል ፕሮፌሽናል ስፖርተኛታት ፖርቹጋል ንኽርከቡ እናሰርሐ ምዃኑ ኤምባሲ እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣምባሳደር ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ሊውስ ፍራጎሶን ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን…

ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ መዳርግቲ ኣካላት ናይ ባዕሎም ግደ ንኽፃወቱ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ ኣብ ዝውገኑ ስራሕቲ መዳርግቲ ኣካላት ናይ ባዕሎም ግደ ንኽፃወቱ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ሓቲቱ። ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ኣመራርሓ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ተዛቲየን፡፡ ኣብቲ ዘተ ድማ÷…

ኣብዚ ዓመት 178 ሺሕ ተምሃሮ መልቀቒ ፈተና ከምዝወስዱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት 178 ሺሕ ተምሃሮ መልቀቒ ፈተና ከምዝወስዱ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ንተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ  ተማሪዎች ናይ ዩኒቨርሲቲ መልቀቒ ፈተና እናተውሃበ ከምዝኾነ እውን እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ፡፡ ኣብ 2015 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ…

ልዕሊ 7 ነጥቢ 8 ሚሊየን ተምሃሮ ተቀምቲ ኣገልግሎት ምገባ ቤት ትምህርቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ 7 ነጥቢ 88 ሚሊየን ተምሃሮ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ምገባ ቤ ትምህርቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ኣብ 10 ኣዋርሕ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኣመልኪቱ ኣብ…

መድረኽ ምፍላጥ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ቻይና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ምፍላጥ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮ-ቻይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዴኤታ ኢንዱስትሪ ሃሰን መሃመድ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው፣ ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ምኽሪ ዘፈር ንግዲን ማሕበራትን ኣዲስ ኣበባን…

ኣኼባ ሓለፍቲ ዓቀብቲ ሕጊ ሃገራት ብሪክስ መግለፂ ሓበራዊ ስምምዕነት ብምሃብ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ከተማ ሴንት ፒተርስበርግ ዝሳለጥ ዝነበረ ኣኼባ ሓለፍቲ ዓቀብቲ ሕጊ ሃገራት ብሪክስ መግለፂ ሓበራዊ ስምምዕነት ብምሃብ ተዛዚሙ። እቲ ኣኼባ ካብ 10 ክሳብ 14 ሰነ 2016 ዓ.ም ዝተሳለጠ እንትኸውን፥ ዲጂታል መፍትሒ ንምክልኻል ገበንን…

ሩሲያ ንሰሜን ኮሪያ ኣፅዋር ኲናት ከትልእኽ ከምእትኽእል ፕሬዚዳንት ፑቲን ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕራባዊያን ንዩክሬን ከምዘዕጥቑዋ ማዕረ፥ ሩሲያ ንሰሜን ኮሪያ ኣፅዋር ኲናት ከትልእኽ ከምእትኽእል ፕሬዚዳንት እታ ቭላድሚር ፑቲን  ተዛሪቦም። ኣብ ቬትናም ምስ ጋዜጠኛታት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ፕሬዚዳንት፥ ምዕራባዊያን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ…

ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ደቡብ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዝህቦ ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ታሪካ ክልተ ከይዲታት ሃገራዊ ዘተ ኣሳሊጣ ኢያ። ኮዴሳ (Convention for a Democratic South Africa - CODESA) ብዝብል ዝፍለጥን ካብ 1991 ክሳብ 1993 ዓ.ም.ፈ ዝተሳለጠን ከይዲ ዘተ ኣብታ ሃገር…

ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ማእኸል ምርምርን ምፍራይን ማይክሮ ኣልጌ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ማእኸል ምርምርን ምፍራይን  ማይክሮ ኣልጌ(ስፓይሩሊና) ተመሪቑ። እቲ ማእኸል፥ ኢንስቲትዩት ባዮን ኢመርጂንግን ቴክኖሎጂ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን  ምስ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኦሮሚያ ብምትሕብባር ዝተሃነፀ…