Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፅዋዕ ኣውሮፓ ጀርመን ምስ ስዊዘርላንድ ከምኡ እውን ስኮትላንድ ምስ ሃንጋሪ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ውድድር ፅዋዕ ኣውሮፓ ጀርመን ምስ ስዊዘርላንድ ከምኡ እውን ስኮትላንድ ምስ ሃንጋሪ ናይ መወዳእታ ምድብ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ኣሰናዳኢት ሃገራዊት ጋንታ ጀርመን ምስ ስዊዘርላንድ መዘነኣ ትገብሮ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ስታዲየም…

ናይ ሁቲ ዓመፅቲ ኣብ ልዕሊ መርከብ መጥቃዕቲ ድሮን ከምዝፈፀሙ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ የመን ዝንቀሳቐሱ ዓመፅቲ ሁቲ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ብዝፈፀሙዎ መጥቃዕቲ ድሮን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እናተጓዓዘት ኣብ ልዕሊ ዝነበረት መርከብ ጉድኣት ከምዘብፅሑ ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ምንቅስቓስ ሁቲ ዝፃፀርን ንዝፍፀሙ መጥቃዕቲታት ምላሽ እናሃበ ዝፀንሐ…

ሽፋን ደኒ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መለክዒ መሰረት ብምግባር ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መለክዒ ሽፋን ደኒ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ መለክዒ መሰረት ብምግባር ከምዝተሳለጠ ዋና ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ከበደ ይማም ገሊፆም። መርሃ ግብሪ ቅድመ ምድላው ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ቅድሚ መዓልቲታት እንትካየድ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ሓይሊ ኣየር ብቑዓት ኣመራርሓ እቲ ሰራዊት ንምፍራይ ድሕሪ ለውጡ ውፅኢታዊ ስራ ወጊኑ ኢዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ኣብ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ብፍላይ ድማ ብቑዓት ኣመራርሓ ሰራዊት ንምፍራይ ድሕሪ ለውጢ ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ገሊፆም። ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ዘሰልጠኦም ካብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ…

ኢትዮጵያ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሚኒስትራት ስፖርት ኣባል ሃገራ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሚኒስትራት ስፖርት ኣባል ሃገራ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ። ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ንክልተ መዓልቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ንኢትዮጵያ ብምውካል ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ተሳቲፎም። ኣብቲ መድረኽ…

ኣብ ከተማ ጎንደር ድሕሪ 12 ሰዓት በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲ ምግናሕ ተኸልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ድሕሪ 12 ሰዓት በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲ ምግናሕ ከምዝተኸልካለ መምርሒ ፖሊስ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ መምርሒ ረዳት ኮሚሽነር ኣየልኝ ታክሎ፥ ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ኣብታ ከተማ…

ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ደቡብ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ተዋጋእቲ መሃንዲስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ደቡብ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ተዋጋእቲ መሃንዲስ ኣመሪቑ። ዋና ኣዛዚ  እዚ ደቡብ ሌተናል ጄኔራል ሰለሞን ኢተፋ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ሓዊ ጥፍኣት ብምልኳስ ንምንጋዕ ሰላም ዝንቀሳቐሱ ግብረ…

ፋብሪካ መገጣጠሚ በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ መገጣጠሚ በዓል ሰለስተ እግሪ ተሽከርከርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስራሕ ጀሚሩ። እቲ ፋብሪካ ተክለ ትኩእ “ኣስመጪን ላኪ” ምስ ኩባንያ ፒያጆ ህንዲ ብምትሕብባር ዝኸፈቶ ኢዩ ተባሂሉ። ኣካያዲ ስራሕ ኩባንያ ፒያጆ ዲያጎ ግራፊ፥ ትካሎም ኣብ…

ኣብ ትግራይ ልዕሊ 35 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝሽፍን ካርታ ተኸላ ፈልሲ ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 35 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝሽፍን ካርታ ተኸላ ፈልሲ ከምዝተዳለወ ቢሮ ሃፍቲ ተፈጥሮን ሕርሻን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን እዋን ክረምቲ ዝትከሉ ፈልስታት እኹል ክንክንን ሓለዋን ንክግበረሎም ዘኽእል…

ኢትዮጵያ ተሓጋዛይነት ንምትራፍ ኣመራርሓ ብቑርፀኝነት ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሃፍቲ ተፈጥሮኣ ብልማዕ ተሓጋዝነት ንምትራፍ ዝጀመረቶ ሽቶ ንምዕዋት ኣመራርሓ ብቑርፀኝነት ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌዴራል፥ " ካብ ተሓጋዝነት ናብ መፍረያይነት ንዝተማልአ ሃገራዊ ክብሪ፣ ነፃነትን…