Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ልዑል ውፅኢት ዘመዝገበ ተማሃራይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተምሃራይ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ  ዝኾነ ዮናስ ንጉሰ ኣብ ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ 675 ብምምፃእ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ልዑል ውፅኢት ኣመዝጊቡ፡፡ ብተመሳሳሊ ተማሪት ሄለን በርሀ ካብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ህዝቢ ንፅባሕ ሎሚ ዝሃነፀሉ ሓበራዊ ውፅኢት ኢዩ – ክፍሌ ሆሮ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያውያን ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ኮይኖም ንፅባሕ ሎሚ ዝሃነፀሉ ሓበራዊ ውፅኢት ኢዩ ክብሉ መካዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ክፍሌ ሆሮ (ኢ/ር) ገሊፆም። እቲ ፕሮጀክት ፈተናታት ሓሊፉ ኣብ ምዝዛም ምዕራፍ ከምዝበፅሐ ዝገፁ ክፍሌ…

እዚ ምብራቕ ዝኾነ ይኹን ልኡኽቶ ክዋፃእ ኣብ ዘኽእል ብርኪ ምድላው ይርከብ – ሌ/ጀ መሃመድ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 206 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ዝኾነ ይኹን ልኡኽቶ ክዋፃእ ኣብ ዘኽእል ብርኪ ምድላው ይርከብ ኣዛዚ እቲ እዚ ሌተናል ጀነራል መሓመድ ተሰማ ገሊፆም። ሌ/ጀ መሓመድ ተሰማ ከምዝበሉዎ÷ እዚ ምብራቕ ከበድቲ ሃገራዊ ወፍሪታት ብዘተኣማምን መልክዑ ክዋፃእ ዝኽእለሉ ወታደራዊን…

ብገበን ክሳብ ሞት ፍርዲ ተወሲኑዎም ዝነበሩ 178 ኣባላት ሰራዊት ይቅርታ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 206 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ክሳብ ሞት ፍርዲ ተወሲኑዎም ንዝነበሩ 178 ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ብሓዱሽ ዓመት ይቅርታ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ምክልኻ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እዛ ሃገር ምስ ዝነበረ ጎንፂ ተተሓሒዙ ሓደ ሓደ ኣባላት ሰራዊት ዝተውሃቦም…

ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ብምዃን ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገር ዝኣተወ ኣቕሓ ከምዝሓዘ ኢዩ ገሊፁ ዘሎ፡፡…

ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ንኣሽከርከርቲን ተጓዓዝቲን መንእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ብምርካብ ንኣሽከርከርቲን ተጓዓዝቲን መንእኽቲ ሰናይ ትምኒት በዓል ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ተርሚናላት ትራንስፖርት ህዝቢ ላምበረትን ኣዲስ…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ማእዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ን150 ዓይነ ስውራን ወገናት መኣዲ ኣካፊለን፡፡ እተን ቀዳማዊት እመቤት በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር፤ በርጠሚዎስ ክርስቲያናዊ ማሕበር ሓገዝ ንዝገብረሎም 150 ዓይነ ስውራን ወገናት መኣዲ ዘካፈላ፡፡

ናይ ፅባሕ ትውልዲ ኣዚያ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ከምዘረክብ ርግፀኛታት ኢና –  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

"ትማሊ ሓሊፉ ኢዩ። ሎሚ እውን እናተዛዘመ ይርከብ። ፅባሕ ግን ጋና ኣይተነኽአን። ንፅባሕ ንምቃም ድማ ሎሚ ክንሰርሕ ኣለና። ግድብ ህዳሰ፤ ፕሮጀክታት ህንፀት ገበታ ንሃገርን ንትውልዲን፤ መገዲታትን ግድባትን፤ ስራሕቲ ህንፀት ትካላት፤ ሓምለዋይ ኣሰርን ጎስጓሽ ኢትዮጵያ ተፍሪን፤ ልምዓት ኮሪደር…

ናይ ሎሚ መዓልቲ ትግሃት ንፅባሕ ትርፊ ኢዩ! – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ 5 ጳጉሜን - መዓልቲ ፅባሕን ድሮ ሓዱሽ ዓመትን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ መልእኽቱ÷ “መላእ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ንመዓልቲ ፅባሕን ድሮ ሓዱሽ ዓመትን ብሰላም…

ሰራዊት ምክልኻል ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዘተባብዕ ስራሕቲ ግብርና የሳልጥ ኣሎ- ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዘተባብዕ ስራሕቲ ግብርና የሳልጥ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ገሊፀን። በተን ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣለሚቱ ኡሞድን ካልኦት…