Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ፈተነ ዝነበሩ ሰለስተ ኣፋውስ ኮቪድ-19 ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ብምኽንያት ቫይረስ ኮቪድ 19 ሕይወቶም ክስእኑ ዝኽእሉ ሰባት ቁፅሪ ይንክዩ ኢዮም ተባሂሉሎም ኣብ ፈተነ ዝነበሩ ሰለስተ ኣፋውስ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቶም ኣብ ፈተነ ዝርከቡ ኣፋውስ፥ ኣርቴሱኔት፣ ኢሜቲኒብን ኢንፊሊክሲማብ ዝበሃሉ…

ኣብ ዛምቢያ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ይካየድ ሎሚ መዓልቲ ኣሎ። ኮሚሽን ቦርድ መረፃ ዛምቢያ ግልፂን ተኣማኒን ዝኾነ መረፃ ንምክያድ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ፡፡ ከይዲ መረፃ ዓለም ለኸ ተዓዘብቲ ከምዝከታተሉዎ ተሓቢሩ፡፡ ፕሬዚዳንት ኤድጋር ሉንጉ ዳግም…

ቻይናን ሩሲያን ሰፊሕ ሓበራዊ መታደራዊ ልምምድ ይገብራ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ሩሲያን ኣብ ከባቢ ማእኸላይ ሰሜን ቻይና ሰፊሕ ሓበራዊ መታደራዊ ልምምድ ይገብራ ኣለዋ። “ምትሕብባር - 2021” ተባሂሉ ኣብ ዝተፀውዐ ሓበራዊ ልምምድ፥ 10 ሺሕ ዝኾኑ ኣባላት ሓይሊ ምድሪን ኣየርን ተሳቲፎም፡፡ ሩሲያ ንልምምድ ዝኾና…

ኬንያን ሶማሊያን ርክበን ንምምሕያሽ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያን ሶማሊያን ንዓማውቲ ተዘሓሒሉ ዝነበረ ዲፕሎማሲያዊ፣ ንግዲን ጀክልተኣዊን ርክበን ንምምሕያሽ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ክልቲአን ሃገራት ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ኣብ መቃዲሾ ዘካየዱዎ ሓበራዊ ልዝብ ስዒቡ ኢዩ ኣብ…

ሕብረት ኣፍሪካ 220 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ንኣባል ሃገራት ምክፍፋል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  30 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ 220 ሚሊየን ዶዝ ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን ክታበት ኮቪድ 19 ንኣባል ሃገራት ምክፍፋል ጀሚሩ። ኣብ ቀፃሊ እውን እቲ ሕብረት ተወሳኺ 180 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ናይ ምክፍፋል ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ። እቲ ምክፍፋል ዕላዊ…

ፕሬዚዳንት ባይደን ብፆታዊ መጥቃዕቲ ዝተኸሰሰ ኣመሓዳሪ ኒውዮርክ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደንብፆታዊ መጥቃዕቲ ዝተኸሰሰ ኣመሓዳሪ ኒውዮርክ ካብ ስልጣኑ ንክወርድ ሓቲቶም። እቲ ኣመሓዳሪ ሕጊ እቲ ግዝኣትን ፌደራልን ከም ዝጠሓሰ ዓቃቢት ሕጊ ለቲትያ ጄምስ ምስ ገለፃ ድሕሪ ሰዓታት እዮም ፕሬዚዳንት ባይደን ንተግባር…

ኢራን ነዳዲ ኣብ እተመላልስ መርከብ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት እስራኤል ከሲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ነዳዲ ኣብ እተመላልስ መርከብ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት እስራኤል ከሲሳ። ብሰንኪ እቲ ዝተወሰደ መጥቃዕቲ ድማ ክልተ ኢንግሊዝያውያንን ሓደ ሮማንያውን ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ። ኣብ ለንደን ብዝመደበሩ ዞድያክ ማሪታይም እትምራሕ እታ መርከብ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ቱኒዝያ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ኣብ መላእ እታ ሃገር ብዘጋጠመ ብርቱዕ ተቓውሞ ካብ ሓላፍነቶም ተሰጕጎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ቱኒዝያ ከይስ ሰይድ፥ ኣብ መላእ እታ ሃገር ብርቱዕ ተቓውሞ ምስ ተላዓለ ንቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ስራሕ ብምስጓግ ንባይቶ እታ ሃገር ከመዝኣገዱ ተገሊፁ። ብኣተሓሕዛ ኮቪድ-19 መንግስቶም ዝተቆጥዑ ኣሽሓት ቱኒዝያውያን ትማሊ ናብ ፅርግያታት…

እስራኤል ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ብተዓዛብነት እትሳተፈሉ ቦታ ምርካባ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ብተዓዛቢነት እትሳተፈሉ ቦታ ከም ዝረኸበት ሚንስቴር ጉዳያት ወፃኢ  እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሚንስትር ጉዳያት ወፃኢ  እስራኤል ያይር ላፒድ፥ እዚ ዕለት ርክባት እስራኤል-ኣፍሪካ እንፅምብለሉ እዩ ክብል ተዛሪቡ።…

ውድብ ጥዕና ዓለም ንምንጪ ቫይረስኮሮና ኣመልኪቱ ኣብ ቻይና ካልኣይ መድረኽ ምርመራ ንምክያድ ዘቕረቦ ትልሚ እታ ሃገር ነፂጋቶ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ናይቲ ንምንጪ ቫይረስኮሮና ኣመልኪቱ ክገብሮ ዝፀንሐ መርመራታት ከም መቐፀልታ ኣብ ቻይና ካልኣይ መድረኽ መርመራ ንምክያድ ዘቕረቦ ትልሚ እታ ሃገር ከምዝነፀገቶ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፥…