Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ምዕራባውያን ሚዲያታት ንኣፍሪካ ዘለዎ ኣረኣእያ ግጉይ እዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚዲያታትን ትካላትን ምዕራባውያን ንኣፍሪካ ብምዝምልከት ዝፍንውዎም ፀብፃባት ዝተዛብዑ ብምዃኖም ንፍልፍል ሓበሬታ ከምዘይመርፁዎም ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ‘ዘ ቢግ ፎር ኣጀንዳ’ ኣብ ዝተሰመየ መድረኽ ኣብ ዘስምዕዎ…
ንግዲ ቻይና ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ ሓዱሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልውውጥ ንግዲ ቻይና ኣፍሪካ ካብ ጥሪ ክሳብ መስከረም 2021 ኣብ ዘለዉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 185 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ብምብፃሕ ሓዱሽ ክብረወሰን ኮይኑ ተመዝጊቡ፡፡
ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ ወቕቲ እንትነፃፀር 38 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ሓለፋ ከምዘርአየ…
ኣብ ኣውሮፓ ለበዳ ኮቪድ19 ይስፋሕፋሕ ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራት ኣውሮፓ ብምኽንያት ቫይረስ ኮቪድ19 ሕይወቶም ዝስእኑ ቁፅሪ ዜጋታት ብ10 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።
ኣህጉር ኣውሮፓ፥ ካብ ካልኦት ክፍለዓለማት ብዝተፈለየ መልክዑ ዝርገሐን እቲ ቫይረስን በቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝስእኑ…
ናይጄሪያ ዲጂታል ዕድጊት ብምጥቃም ፈላመይቲ ኣፍሪካዊት ሃገር ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ናይጄሪያ ዲጂታል ዕድጊት ብምጥቃም ፈላመይቲ ኣፍሪካዊት ሃገር ከምዝኾነት ተገሊፁ።
ማእኸላይ ባንኪ ናይጄሪያ፥ ዕድጊት ወፃኢ ንምንካይን ስርዓት ፋይናንስ ንምዝማንን ከምኡ እውን ንምድንፋዕ ናብ ዕድጊት ዲጂታል ገንዘብ ከምዝተፀምበረ ኣፍሊጡ።…
እዋናዊ ቅልውላው ፖለቲካ ሱዳን ዘተሓሳስብ ኢዩ-ኢጋድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ ቅልውላው ፖለቲካ ሱዳን ዘተሓሳስብ ኢዩ ክብል ኢጋድ ኣፍሊጡ።
ኣፈፃሚ ስራሕ ኢጋድ ኣብ እዋናዊ ኩነታት እታ ሃገር ብዝምልከት መግለፂ ሂቡ።
ኣቦ መንበር ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየው፥ እዋናዊ ቅልውላው ፖለቲካ ሱዳን ዘተሓሳስብ ኢዩ…
ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ከምዘተሓሳሰቦ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣዝዩ ከምዘተሓሳሰቦ ኣፍሊጡ።
ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ሙሳ ፋቂ ማሀመት፥ ኣብ ሱዳን ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ዘርእዮ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃማዶክን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዓብደላ ሃምዶክ ናይ ገዛ እሱር ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዓብደላ ሃምዶክ መንነቶም ብዘይተፈለጡ ወታደራዊ ሓይሊታት ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ገዝኦም ብምኽባብ ናይ ገዛ እሱር ከምዝገበሩዎም ኣል ሃዳድ ዝተብሃለ ጣቢያ ቴሌቪዥን ፀብፂቡ።
እቲ ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ ሃምዶክ ቅድሚ ምውሳዱ ኣማኻሪ ሚዲያ…
ጉባኤ ሚኒስራት ኢጋድ ኣብ ጁብቲ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 11፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስራት ኢጋድ ኣብ ጁብቲ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ስራሕ ንምእላሽ ኣብ ዝስደዱ ሰባት ብምኳር ኢዪ ዝዛተ ዘሎ።
ሚኒስትራት ኢጋድ፣ ኣምባሳደራት፣ ኣባል ሃገራትን ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካለትን ይሳተፉ ከምዘለዉ ድማ ተገሊፁ።
ቀጣናዊ…
ኣብ ቻይና ቁፅሪ ተረባሕቲ 5 ጂ ኢንተርኔት 450 ሚሊየን በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ቁፅሪ ተረባሕቲ 5 ጂ ኢንተርኔት 450 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ቴክኖሎጂን እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ኣገልግሎት ዓማዊል ብግቡእ ኩነታት ዘሳልጥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 16 ሚሊየን ማእኸላት 5 ጂ ኢንተርኔት ከምዘለዉ ሓቢሩ።
ነዚ…
ናይ መዉሊድ በዓል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 496 ናይ መዉሊድ በዓል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ዝኽበር ዘሎ እንትኸው፥ ናይ ነብዩ ሙሃመድ(ሰ.ዐ.ወ) ውልደት ብምሕሳብ ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ።
ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ…